ተሳተፍቲ ዋዕላ ሰላማዊ ሰልፊ ኣካይዶም

ዋዕላ ንኽጅመር ሰዓታት ኣብ ዝተረፈሉ እዋን ተሳተፍቲ፣ ኣብ ልዕሊ ስደተኛታት ኤርትራውያን ዝወርድ ዘሎ ግፍዕን በደልን ብምቅዋም፣ ብፍላይ መንግስታት ሊብያን ግብጽን መሰል ስድተኛታት ንኽሕልዋ ዝጽውዕ ሰላማዊ ሰልፊ ኣካይዶም።

ኣብዚ እዋን እዚ ተሳተፍቲ ዋዕላ ንደሞክራሲያዊ ለውጢ፣ ስርዓት ህ.ግ.ደ.ፍ. ኣብ ልዕሊ ሕዝብን ሃገርን ዘወርዶ ዘሎ መዘና ዘይብሉ መስል ምግሃስ ብምምልካት ናይ ተቓውሞ ድምጾም ኣስሚዖም። ከምኡ’ውን ሃገራዊ ረብሓ ኤርትራ ኣብ ኣህጉራውን ዓለም ለኻውን ተንጽሎ ንኽእቱ ብምግባር ኣብ ክብ ዝበለ ምጥላዕ ኣኣትዩ ብምህላዉ ዘኽተሎ መዘዝ ንኤርትራ ንምዕራዩ ዘሸግር ምስሊ ኣውሂብዋ ይርከብ ከምዘሎ ብተወሳኺ ኣመልኪቶም።


Latest

መቓልሕ ርእሰ ዓንቀጽ:- ብሕታውያን ጋዜጣታት ኣብ ሓደጋ

እዘን መርኣያ ንግስነት ዲሞክራሲያዊ ሃዋህው ሃገርና ኮይነን ዘሎዋ ብሕታውያን ጋዜጣታት ኤርትራ፡ ኣብ ህዝቢ ልዑል ተቐባልነት ረኺበን ምህላወን ናይ...

መበገሲ ጉዳይ ተማሃሮ ዩኒቨርስቲ ጠንቅን ህሉው ደረጅኡን ካብ ጉዱሳት ተማሃሮ

እቲ ፍታሕ ናይ'ዚ ንከኹሉ ሃገራቒ ዘሻቀቓለ ጉዳይ ከተርእየና ዝተጸበናያ ዓርቢ ግን ካልእ ሰብ ዘይተጸበዮን ንከኹሉ ዘሕዘነን ዲፕሎማስያቒ ሃስያ(ውሽጣውን...

Eritrea: ኤርትራ ክውንቲ ክትከውን ካብ ዝወዓሉ ንሎሚ: ቃለ-መጠይቕ ምስ ሚኒስተር ጴጥሮስ ሰለሙን

ኣብ ህዝባዊ ግንባር እቲ ክእለት ዝበሃል ካብ ኣብ ውልቀ-ሰብ ዝያዳ ኣብቲ ውድብ ዝሰረጸ'ዩ” ኣቶ ጴጥሮስ ሰለሙን

ጋዜጣ ሰቲት ዓርቢ ነሓሰ 2001 - ዓሚዲ ንመኻኸር

ናይ ዝመጽእ ዝዀነ ይኹን ሳዕቤን ተሓታቲ መንዩ?ሄለን ዩኒቨርስቲ ኣስመራ ኣነ'ውን ኣብ ኣፈታትሓ ግርጭት ርእይቶይ ክህብ፡-ኣበድ ተስፋይ ኩነታት ከተማ ከረን ከመይ ኣሎቴድሮስ ካብ...

Eritrea: Who is Jermano Nati ~ ተጋዳላይ ጀርማኖ ናቲ መን'ዩ?

The following article was posted on asmarino on May 16, 2004 via Dmsi Harnet (Voice of Liberty)

“ዝመረጽናዮም ሚኒስተራት በብተራ ነፍስ-ወከፎም ንሓደ ዓመት ፕረዚደንት ይኾኑ”

ኣብ ወርሒ ጥሪ 2001 3 ሰባት ዝሓቖፈት ስዊዘርላንዳዊት ጉጅለ ሰራሕቲ ፊልም መጺኣ ነይራ። እቶም ሰባት ኣብ'ዚ ዓውድ'ዚ ተሞክሮታት ዝደለቡ ኮይኖም...