“ፈጠራን ምድንጋርን ህግደፍ”
ሽግር ኤርትራ ግህሰት ሰብኣዊ መሰል’ዶ
ናብ ሓለፍቲ ህ.ግ.ደ.ፍ. ዘቕንዐ ማዕቀብ ውድብ ሕቡራት ሃገራት”

ኣርእስቲ ሕዝባዊ ዘተ።

እቲ ዘተ ብዶክተር ሓጎስ ሃይለ ዝምራሕ ኮይኑ፣ ብዛዕባ ኣብ ዝተፈላለየ እዋናት ስርዓት ህ.ግ.ደ.ፍ. ዝፈጸሞም ግህሰት ሰብኣዊ መሰላትን፣ ንዕኦም ንምሽፋን ዝተጠቐመሎም ሽጣራታትን ክዝርዝርን እዚ ሕጂ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣሕሊፍዎ ዘሎ ማዕቀብ እንታይ ከም ዝኾነ ብዝርዝር ክገልጽን እዩ።

ስለዚ፣ ኣብዚ ሃገረ ኤርትራ ኣብ መንቀራቕሮ እትርከበሉ ዘላ እዋን ኩልኹም መበቆልኩም ኤርትራውያን ዝኾንኩምን፣ መንእሰያትን ብፍላይ፣ ሓሳብ ንሓሳብ ንምልውዋጥ ኣብዚ ኣገዳሲ ህዝባዊ ኣኼባ ንኽትሳተፉ ብኽብሪ ትዕደሙ።

ዕለት፤ ሰንበት፣ የካቲት 21፣ 2010
ሰዓት፤ 3፡00 ድሕሪ ቀትሪ
ቦታ፤ Thurgood Marshall Center at 1816 12th St., N.W., Washington, DC, 20009

ብደሓን ምጹ
ዓለም-ለኻዊ ምንቅስቓስ መንእሰያት ኤርትራ-ጨንፈር ዋሺንግተን ዲሲ


Latest

መቓልሕ ርእሰ ዓንቀጽ:- ብሕታውያን ጋዜጣታት ኣብ ሓደጋ

እዘን መርኣያ ንግስነት ዲሞክራሲያዊ ሃዋህው ሃገርና ኮይነን ዘሎዋ ብሕታውያን ጋዜጣታት ኤርትራ፡ ኣብ ህዝቢ ልዑል ተቐባልነት ረኺበን ምህላወን ናይ...

መበገሲ ጉዳይ ተማሃሮ ዩኒቨርስቲ ጠንቅን ህሉው ደረጅኡን ካብ ጉዱሳት ተማሃሮ

እቲ ፍታሕ ናይ'ዚ ንከኹሉ ሃገራቒ ዘሻቀቓለ ጉዳይ ከተርእየና ዝተጸበናያ ዓርቢ ግን ካልእ ሰብ ዘይተጸበዮን ንከኹሉ ዘሕዘነን ዲፕሎማስያቒ ሃስያ(ውሽጣውን...

Eritrea: ኤርትራ ክውንቲ ክትከውን ካብ ዝወዓሉ ንሎሚ: ቃለ-መጠይቕ ምስ ሚኒስተር ጴጥሮስ ሰለሙን

ኣብ ህዝባዊ ግንባር እቲ ክእለት ዝበሃል ካብ ኣብ ውልቀ-ሰብ ዝያዳ ኣብቲ ውድብ ዝሰረጸ'ዩ” ኣቶ ጴጥሮስ ሰለሙን

ጋዜጣ ሰቲት ዓርቢ ነሓሰ 2001 - ዓሚዲ ንመኻኸር

ናይ ዝመጽእ ዝዀነ ይኹን ሳዕቤን ተሓታቲ መንዩ?ሄለን ዩኒቨርስቲ ኣስመራ ኣነ'ውን ኣብ ኣፈታትሓ ግርጭት ርእይቶይ ክህብ፡-ኣበድ ተስፋይ ኩነታት ከተማ ከረን ከመይ ኣሎቴድሮስ ካብ...

Eritrea: Who is Jermano Nati ~ ተጋዳላይ ጀርማኖ ናቲ መን'ዩ?

The following article was posted on asmarino on May 16, 2004 via Dmsi Harnet (Voice of Liberty)

“ዝመረጽናዮም ሚኒስተራት በብተራ ነፍስ-ወከፎም ንሓደ ዓመት ፕረዚደንት ይኾኑ”

ኣብ ወርሒ ጥሪ 2001 3 ሰባት ዝሓቖፈት ስዊዘርላንዳዊት ጉጅለ ሰራሕቲ ፊልም መጺኣ ነይራ። እቶም ሰባት ኣብ'ዚ ዓውድ'ዚ ተሞክሮታት ዝደለቡ ኮይኖም...