መጸዋዕታ ሰላማዊ ሰልፊ - ኣብ ከተማ የተቦሪ፡ ሽወደን

ኣብ ሕብረት ኤውሮጳ ናይ ህግደፍ ኣምባሳደር ኣቶ ግርማ ኣስመሮም ንመንእሰያት ብጉዳይ ኤርትራ ግጉይ መግለጽን ሓበሬታን ንምሃብ ቀዳም ዕለት 6/2/2010 ዓ.ም.ፈ. ናብ የተቦሪ፡ ሽወደን ብምምጻእ ኣኼባ ከካይድ ስለዝኾነ፡ ኣብዚ ተጠቒሱ ዘሎ ዕለት ነዚ ንጥፍኣት መንእሰያት ኤርትራ ዝዓለመ ወፍሪ ንምቅዋም ኩሎም ደለይቲ ሰላም ስቪካውያን ማሕበራትን ተቓወምትን ኣብቲ  ብማሕበር “ጥርናፈ ኤርትራውያን ንዲሞክራስን ፍትሕን”  ተዳሊዩ ዘሎ ሰላማዊ ሰልፊ ክሳተፉን ድምጽኹም ክትገልጹን ከተስምዑን ጻዋዒትና ነቕርብ።

ሰላማዊ  ሰልፊ ዝጅመረሉ ቀዳም 6/2 2010 ሰዓት 12:00  ቦታ ፊትንፊት Backa Folkethus

ማሕበር  ጥርናፈ ኤርትራውያን ንዲሞክራስን ፍትሕን

ብድሓን ምጹ


Latest

መቓልሕ ርእሰ ዓንቀጽ:- ብሕታውያን ጋዜጣታት ኣብ ሓደጋ

እዘን መርኣያ ንግስነት ዲሞክራሲያዊ ሃዋህው ሃገርና ኮይነን ዘሎዋ ብሕታውያን ጋዜጣታት ኤርትራ፡ ኣብ ህዝቢ ልዑል ተቐባልነት ረኺበን ምህላወን ናይ...

መበገሲ ጉዳይ ተማሃሮ ዩኒቨርስቲ ጠንቅን ህሉው ደረጅኡን ካብ ጉዱሳት ተማሃሮ

እቲ ፍታሕ ናይ'ዚ ንከኹሉ ሃገራቒ ዘሻቀቓለ ጉዳይ ከተርእየና ዝተጸበናያ ዓርቢ ግን ካልእ ሰብ ዘይተጸበዮን ንከኹሉ ዘሕዘነን ዲፕሎማስያቒ ሃስያ(ውሽጣውን...

Eritrea: ኤርትራ ክውንቲ ክትከውን ካብ ዝወዓሉ ንሎሚ: ቃለ-መጠይቕ ምስ ሚኒስተር ጴጥሮስ ሰለሙን

ኣብ ህዝባዊ ግንባር እቲ ክእለት ዝበሃል ካብ ኣብ ውልቀ-ሰብ ዝያዳ ኣብቲ ውድብ ዝሰረጸ'ዩ” ኣቶ ጴጥሮስ ሰለሙን

ጋዜጣ ሰቲት ዓርቢ ነሓሰ 2001 - ዓሚዲ ንመኻኸር

ናይ ዝመጽእ ዝዀነ ይኹን ሳዕቤን ተሓታቲ መንዩ?ሄለን ዩኒቨርስቲ ኣስመራ ኣነ'ውን ኣብ ኣፈታትሓ ግርጭት ርእይቶይ ክህብ፡-ኣበድ ተስፋይ ኩነታት ከተማ ከረን ከመይ ኣሎቴድሮስ ካብ...

Eritrea: Who is Jermano Nati ~ ተጋዳላይ ጀርማኖ ናቲ መን'ዩ?

The following article was posted on asmarino on May 16, 2004 via Dmsi Harnet (Voice of Liberty)

“ዝመረጽናዮም ሚኒስተራት በብተራ ነፍስ-ወከፎም ንሓደ ዓመት ፕረዚደንት ይኾኑ”

ኣብ ወርሒ ጥሪ 2001 3 ሰባት ዝሓቖፈት ስዊዘርላንዳዊት ጉጅለ ሰራሕቲ ፊልም መጺኣ ነይራ። እቶም ሰባት ኣብ'ዚ ዓውድ'ዚ ተሞክሮታት ዝደለቡ ኮይኖም...