{jcomments off}ኣሕጽሮ፤ መጋቢት 1፣ 2010 ብሩሰል፤ ኤውሮጳዊ ሕብረት ኣህጉራዊ እገዳታት ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ኸተግብር ወሲኑ።

ተስፋ ደሊና!ቤት ምኽሪ ኤውሮጳዊ ሕብረት ሎሚ ውሳነ (1) (5534/10) ብመሰረት ውሳነ ናይ ሕቡራት መንግስታት ቤት ምኽሪ 1907 (2009) ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ኣህጉራዊ እገዳታት ኸተግብር ወሲኑ።

እዚ ናይ ምዕቃብ ስጉምቲ ናይ ኣጽዋርን ከምኡ’ውን ናይ መገሻ እገዳን ኣብ ልዕሊ ናይ ውልቀ ሰባትን ትካላትን ናይ ዋንነትን ንብረትን ምድስካል፣ ብመሰረት ድንጋገ ናይ ሕ.መ. ናይ እገዳ ኮሚቲ (2)2፤ ብምኽንያት እዚ ዝኽተል ተወሲኑ።

  • 1) ንብሕጊ ዝሓለፈ ናይ ኣጽዋር እገዳ ብምጥሓስ
  • 2) ንከባቢ ኣብ ምንዕዓብ ዝዓለማ ናይ ተቓወምቲ ሓይልታት ብምሕጋዝ

3) ንናይ ጁቡቲን ኤርትራን ዶብ ውሳነ ሕ.መ. 1862 (2009) ኣብ ግብሪ ንምውዓል ብምእባይ

  • 4) ንውልቀ ሰባትን ጉጅለታትን ኣብ ረጽሚ ንኽሳተፉን ኣብ ግብረ ሽበራ ንኽውዕሉን ኣብ ልዕሊ ካልኦት መንግስታትን ወይ እውን ኣብ ልዕሊ ዜጋታት ናይዚ ከባቢ ግብረ ሽበራን ረጽምን ንኸውዕሉ ብምእንጋድን ገንዘባዊ ሓገዝ ብምግባርን ንጉዳይ ብምስላጥን ምሕጋዝን ብምውዳብን ወይ ድማ ብምዕላምን

5) ብመሰረት ሕ.መ. 1853 (2008) ንናይ ሶማል ጉዳይ ዝወጸ ንናይ ሶማል ናይ ምዕዛብ ጉጅለ ስራሕን ምርምርን ብምዕንቃፍ

(1) እዚ ውሳነ ብዘይ ክትዕ ኣብ ናይ ኮምፐተተቭነስ ጉባኤ ኣኼባ ሓሊፉ

(2) ናይ እገዳ ኮሚተ ብመሰረት ናይ ሕ.መ. 751 (1992) ተመሰሪቱን ብናይ ሕ.መ. 1844 (2008) ስርሑ ቀጺሉ። 
 
Ref: CL10-047EN
EU source: Council
UN forum:
Date: 1/3/2010


Latest

መቓልሕ ርእሰ ዓንቀጽ:- ብሕታውያን ጋዜጣታት ኣብ ሓደጋ

እዘን መርኣያ ንግስነት ዲሞክራሲያዊ ሃዋህው ሃገርና ኮይነን ዘሎዋ ብሕታውያን ጋዜጣታት ኤርትራ፡ ኣብ ህዝቢ ልዑል ተቐባልነት ረኺበን ምህላወን ናይ...

መበገሲ ጉዳይ ተማሃሮ ዩኒቨርስቲ ጠንቅን ህሉው ደረጅኡን ካብ ጉዱሳት ተማሃሮ

እቲ ፍታሕ ናይ'ዚ ንከኹሉ ሃገራቒ ዘሻቀቓለ ጉዳይ ከተርእየና ዝተጸበናያ ዓርቢ ግን ካልእ ሰብ ዘይተጸበዮን ንከኹሉ ዘሕዘነን ዲፕሎማስያቒ ሃስያ(ውሽጣውን...

Eritrea: ኤርትራ ክውንቲ ክትከውን ካብ ዝወዓሉ ንሎሚ: ቃለ-መጠይቕ ምስ ሚኒስተር ጴጥሮስ ሰለሙን

ኣብ ህዝባዊ ግንባር እቲ ክእለት ዝበሃል ካብ ኣብ ውልቀ-ሰብ ዝያዳ ኣብቲ ውድብ ዝሰረጸ'ዩ” ኣቶ ጴጥሮስ ሰለሙን

ጋዜጣ ሰቲት ዓርቢ ነሓሰ 2001 - ዓሚዲ ንመኻኸር

ናይ ዝመጽእ ዝዀነ ይኹን ሳዕቤን ተሓታቲ መንዩ?ሄለን ዩኒቨርስቲ ኣስመራ ኣነ'ውን ኣብ ኣፈታትሓ ግርጭት ርእይቶይ ክህብ፡-ኣበድ ተስፋይ ኩነታት ከተማ ከረን ከመይ ኣሎቴድሮስ ካብ...

Eritrea: Who is Jermano Nati ~ ተጋዳላይ ጀርማኖ ናቲ መን'ዩ?

The following article was posted on asmarino on May 16, 2004 via Dmsi Harnet (Voice of Liberty)

“ዝመረጽናዮም ሚኒስተራት በብተራ ነፍስ-ወከፎም ንሓደ ዓመት ፕረዚደንት ይኾኑ”

ኣብ ወርሒ ጥሪ 2001 3 ሰባት ዝሓቖፈት ስዊዘርላንዳዊት ጉጅለ ሰራሕቲ ፊልም መጺኣ ነይራ። እቶም ሰባት ኣብ'ዚ ዓውድ'ዚ ተሞክሮታት ዝደለቡ ኮይኖም...