መግለጺ
ብዛዕባ ወግዓዊ ሰነድ ደምዳሚ ኣዋጅን ዉሳነታትን ሓገራዊ ዋዕላ ንደሞክራሲያዊ ለዉጢ።


ኣብዚ ዝሓለፈ መዓልቲ ብዛዕባ ደምዳሚ ኣዋጅን ዉሳነታቱን ዋዕላ ንደሞክራሲያዊ ለዉጢ ገና ኣብ መስርሕ ምጽፋፍ እንከሎ፡ ብዝተፈላለዩ መርበባት ሓበሬታታት ክዝርጋሕ ዝጸንሐ ኣዋጅን ዉሳነታትን ካብ ኣፍልጦን ሰክረታርያት ዋዕላ ንደሞክራሲያዊ ለዉጢ ወጻኢ ኮይኑ፡ ዛጊ ስጋብ ሕጂ ተዘርጊሑ ንዘሎ ኣዋጅን ዉሳነታትን ዋዕላ ደሞክራሲያዊ ለውጢ ሰክረታርያ ዋዕላ ብሓላፍነት ዘይሕተተሉ ምኻኑ ይሕብር፡፡

ከምዚ ዝዓይነቱ ምድንጋራት ንምዉጋድ ሰክረታርያ ዋዕላ እቲ ድሮ ብቛንቋ ትግርኛ ተጻፊፉ ተወዲኡ ዘሎ ደምዳሚ ሰነድ ኣዋጅ ዉሳነታትን ዋዕላ ንደሞክራሲያዊ ለዉጢ ዝሓዘ ሰነድ፡ ካብ ሎሚ መዓልቲ 10 ነሓሰ 2010 ጀሚሩ ኣብ ታሕቲ ተዘርዚረን ዘሎዋ መርበባት ሓበሬታት (WEB SITES) ጥራይ ዝወጽእ ወግዓዊ ደምዳሚ ኣዋጅን ዉሳነታትን ምኻኑ ሰክረታርያ ዋዕላ ንደሞክራሲያዊ ለዉጢ የፍልጥ፡፡

  • ኣስማሪኖ ዳትኮም
  • ዓዋተ ዳትኮም
  • ቶጎርባ ዳትኮም
  • ኣሰና ዳትኮም
  • ኤረና ዳትኮም
  • ድሕረ-ገጽ ኤደኪ

 

ሰክረታርያ ዋዕላ ንደሞክራሲያዊ ለዉጢ
10 ነሓሰ 2010
ኣዲስ ኣበባ
   


Latest

መቓልሕ ርእሰ ዓንቀጽ:- ብሕታውያን ጋዜጣታት ኣብ ሓደጋ

እዘን መርኣያ ንግስነት ዲሞክራሲያዊ ሃዋህው ሃገርና ኮይነን ዘሎዋ ብሕታውያን ጋዜጣታት ኤርትራ፡ ኣብ ህዝቢ ልዑል ተቐባልነት ረኺበን ምህላወን ናይ...

መበገሲ ጉዳይ ተማሃሮ ዩኒቨርስቲ ጠንቅን ህሉው ደረጅኡን ካብ ጉዱሳት ተማሃሮ

እቲ ፍታሕ ናይ'ዚ ንከኹሉ ሃገራቒ ዘሻቀቓለ ጉዳይ ከተርእየና ዝተጸበናያ ዓርቢ ግን ካልእ ሰብ ዘይተጸበዮን ንከኹሉ ዘሕዘነን ዲፕሎማስያቒ ሃስያ(ውሽጣውን...

Eritrea: ኤርትራ ክውንቲ ክትከውን ካብ ዝወዓሉ ንሎሚ: ቃለ-መጠይቕ ምስ ሚኒስተር ጴጥሮስ ሰለሙን

ኣብ ህዝባዊ ግንባር እቲ ክእለት ዝበሃል ካብ ኣብ ውልቀ-ሰብ ዝያዳ ኣብቲ ውድብ ዝሰረጸ'ዩ” ኣቶ ጴጥሮስ ሰለሙን

ጋዜጣ ሰቲት ዓርቢ ነሓሰ 2001 - ዓሚዲ ንመኻኸር

ናይ ዝመጽእ ዝዀነ ይኹን ሳዕቤን ተሓታቲ መንዩ?ሄለን ዩኒቨርስቲ ኣስመራ ኣነ'ውን ኣብ ኣፈታትሓ ግርጭት ርእይቶይ ክህብ፡-ኣበድ ተስፋይ ኩነታት ከተማ ከረን ከመይ ኣሎቴድሮስ ካብ...

Eritrea: Who is Jermano Nati ~ ተጋዳላይ ጀርማኖ ናቲ መን'ዩ?

The following article was posted on asmarino on May 16, 2004 via Dmsi Harnet (Voice of Liberty)

“ዝመረጽናዮም ሚኒስተራት በብተራ ነፍስ-ወከፎም ንሓደ ዓመት ፕረዚደንት ይኾኑ”

ኣብ ወርሒ ጥሪ 2001 3 ሰባት ዝሓቖፈት ስዊዘርላንዳዊት ጉጅለ ሰራሕቲ ፊልም መጺኣ ነይራ። እቶም ሰባት ኣብ'ዚ ዓውድ'ዚ ተሞክሮታት ዝደለቡ ኮይኖም...