ህዝባዊ ኣኼባ ኣብ ከተማ ሳንድየጎ

ንሰንበት ዕለት 22 ጥሪ 2012, ውጽኢት ሃገራዊ ጉባኤ ንደሞክራስያዊ ለውጢ ንህዝቢ ሳንድየጎን ከባቢኡን ንምግላጽ፡ ሓደ ኣባል ባይቶ ዝርከብዎም ተሳተፍቲ ሃገራዊ ጉባኤ ሰፊሕ ህዝባዊ ኣኼባ ንምግባር መደብ ወጽዩ’ሎ። ኩልኹም ግዱሳት ኤርትራውያን መጺኹም ብዛዕባ ጉዳይ ሃገርኩም ክትከታተሉን ቀጺልኩም እውን ኣብቲ ”ሃገርን ህዝብን ንምድሓን”  ዝካየድ ዘሎ መስርሕ ቃልሲ ኣቲኹም እጃምኩም ከተበርክቱን ብትሕትና ንዕድም።

ብደሓን ምጹ!

ቦታ፡    Marriott Courtyard (Mission Valley) 595 Hotel Circle South

San Diego, CA 92108

ግዜ፡   ሰዓት 12፡00 ድሕሪ ቀትሪ

 

ህዝባዊ ሽማግለ ንሃገራዊ ጉባኤ

ሳንድየጎ ካልፎርንያ


Latest

መቓልሕ ርእሰ ዓንቀጽ:- ብሕታውያን ጋዜጣታት ኣብ ሓደጋ

እዘን መርኣያ ንግስነት ዲሞክራሲያዊ ሃዋህው ሃገርና ኮይነን ዘሎዋ ብሕታውያን ጋዜጣታት ኤርትራ፡ ኣብ ህዝቢ ልዑል ተቐባልነት ረኺበን ምህላወን ናይ...

መበገሲ ጉዳይ ተማሃሮ ዩኒቨርስቲ ጠንቅን ህሉው ደረጅኡን ካብ ጉዱሳት ተማሃሮ

እቲ ፍታሕ ናይ'ዚ ንከኹሉ ሃገራቒ ዘሻቀቓለ ጉዳይ ከተርእየና ዝተጸበናያ ዓርቢ ግን ካልእ ሰብ ዘይተጸበዮን ንከኹሉ ዘሕዘነን ዲፕሎማስያቒ ሃስያ(ውሽጣውን...

Eritrea: ኤርትራ ክውንቲ ክትከውን ካብ ዝወዓሉ ንሎሚ: ቃለ-መጠይቕ ምስ ሚኒስተር ጴጥሮስ ሰለሙን

ኣብ ህዝባዊ ግንባር እቲ ክእለት ዝበሃል ካብ ኣብ ውልቀ-ሰብ ዝያዳ ኣብቲ ውድብ ዝሰረጸ'ዩ” ኣቶ ጴጥሮስ ሰለሙን

ጋዜጣ ሰቲት ዓርቢ ነሓሰ 2001 - ዓሚዲ ንመኻኸር

ናይ ዝመጽእ ዝዀነ ይኹን ሳዕቤን ተሓታቲ መንዩ?ሄለን ዩኒቨርስቲ ኣስመራ ኣነ'ውን ኣብ ኣፈታትሓ ግርጭት ርእይቶይ ክህብ፡-ኣበድ ተስፋይ ኩነታት ከተማ ከረን ከመይ ኣሎቴድሮስ ካብ...

Eritrea: Who is Jermano Nati ~ ተጋዳላይ ጀርማኖ ናቲ መን'ዩ?

The following article was posted on asmarino on May 16, 2004 via Dmsi Harnet (Voice of Liberty)

“ዝመረጽናዮም ሚኒስተራት በብተራ ነፍስ-ወከፎም ንሓደ ዓመት ፕረዚደንት ይኾኑ”

ኣብ ወርሒ ጥሪ 2001 3 ሰባት ዝሓቖፈት ስዊዘርላንዳዊት ጉጅለ ሰራሕቲ ፊልም መጺኣ ነይራ። እቶም ሰባት ኣብ'ዚ ዓውድ'ዚ ተሞክሮታት ዝደለቡ ኮይኖም...