ንሙሉእ ህዝቢ ኤርትራ ምጽናት ዘዓለመ መንገዲ ህግደፋዊያን!!

ህግደፋ ዝባሃሉ ሽፋቱ ሒደት ቁጽሮም ብህዝቢ ኤርትራ ዘሽካዓሉሉ ዘሎው፣

በል ረኤ ዎ,ህዝቢ ኤረትራ እቲ ቅድሚ ናጽነት ዝነቦሩ ጀጋኑ ደቅኻ ብዘይ ሕጊ

ዝጠፉኡ ቁጽሮም ውሑዳት አይኮነን ህዝቢ ኤርትራ ግን በኽዩ እዩ ትም ኢሉ

መሕተቲ ቦታ ወይ ሕጊ ሲኢኑ ትም ኢሉ እዩ ተቀቢሉዎም ዘሎ ግን ጀጋኑ ኤርትራዊያን

ሐንቲ አብ ልቦም ናጽነት ኤርትራ ትብል እያ ነራ አብ ልቦም ወይ ዒላማኦም

ከምታ ዘሐሶቡዋ ውን ብጅግንነቶም ናጽነት ኤርትራ ጨበጡዋ ህዝቢ ኤረትራ ውን

ብሐጎስ ተቀቦሎም ህዝቢ ኤርትራ ብዝተረፉ ደቁ ሐቲቱ እዩ ግን መልሱ ንህዝቢ ኤርትራ

ኽሞጹ እዮም ብዝብል ሐሳዊ ዝኾነ ዘረባ ተስፋ ሂቡዎም ነይሩ እዩ ህዝቢ ኤርትራ ውን ብተስፋ እጽበ ነበረ

ዕለት ትጽቢቶም ውን መጸት ዝተረፋ ውድባት ንሐቢርካ ሃገርካ ንምህናጽ ብዝብል ውን ጪርሖ

ብሙሉእ ሐጎሰን ተስፋን ተቀቢሎም ንአርያፖርት ሱዳን ገጾም ኩሉ ዘሎዎም ሒዞም ነቲ

 

መጸዋዓታ ዝተገብሮሎም ዕድሜ አኽቢሮም አብ አርያፖርት ኮሎው

ሐሳዊ በዓል ዕላማ መጽነት ህዝቢ ኤረትራ ዝኾነ መልሱ አይፊቅድን እየ ዝብል ሰደደ፤ንሱዳን

ካብቲ ዘገርም ድማ ርሑሩሕ ህዝቢ ኤርትራ ዶቁ ዝተረፉ ኽቅበል ካብ ሰንበል ኽሳብ መዕርፎ ነፋርቲ አስመራ

ተሰሪዑ ዝጽበ ዝነበረ፤ ተሪፉ እዩ ኢሎም፤ ነገሩዎ እሞ ልቡ ኩምትር ኢሉ ውን ንገዞኦም ተመልሱ

እዚአ እቲአ ቀዳመይቲ ጥልመት ሙሉእ ህዝቢ ኤርትራ እያ ነይራ አብ ዶሮ ናጽነት ዝተገብረት

አብ ሙሉእ ህዝቢ ኤረትራ ዞሎዎ እዞም ሐሶውቲ፤ ብዘካ እቲ ቡሑቡእ ዝካይድዋ ዝነበረ አብ ሜዳ ኤርትራ ምእንቲ እቲ ሕማቅ ዕላማኦም ንምቅጻል አብ ሙሉእ ህዝቢ ኤርትራ ዞሎዎ ምእታው ተቔውምቲ ውድባት ዝኽልከለ ሰላም ካይሰፈን አብ ሃገርና ኤርትራ ንምቅጻል ምጽናት ህዝቢ እዩ ነይሩ ቀንዲ ዕላማ ናቶም እሱ ውን ኩሉ ንርእዮ ንሰምዖ አሎና

እናኸፋኤ አብ ዓለም ተገሩ ዘይፋልጥ እዩ ዝኽይድ ዞሎ

 

ስለዚ እዝኦም ሰባት ንዕቀት ኤረትራዊያን ካብ ቀደም ነይሩዎም ወይ ምጽናት ኤርትራዊያን

ሎሚ ሕሰብ ክተቡሎ ኮሎኻ እቲ ሐቂ ጎሊሑ እርኤ አሎ ብኹሉ እሞ ንመርሙሮ አሕዋት አሐት ኤርትራዊያን እቲ ነገር ዝሐለፋ ኩሉ ጽሒፋካ ዝውዳእ አይኮነን ስለዚ ኹብራት አሕዋትን አሐትን እስከ ንርአዮ ሐቢርና ኮፋ ኢልና ምጽናት ኤርትራዊያን ነይሩ ዶ ወይ አነበረን እስከ ንሕሰብ ንመርምር፤ ህዝቢ ኤረትራ፤እበኪ አሎ ደቁ እኢሶሩ አብ ቃሕ ዝቦሎም ውግእ አትዮም

ብኮንቶ እጠፉኡ አሎው ወረ ሕጅስ ገዲዱ ዘእትዎም ጠፈኡዎም አክንዲ ውግእ ጠጦው ዝበለ እነውለ አብ ጽርግያን ላዓሊን ታሕትን ክብሉ ተዋሪዶም አክንዲ ስድራኦም ዝርእዩ ወይ ትምህርት

ዝማሃሩ

 

ገዛውት ጀነራላት ከሙኡ ገዛውቲ ናይ መንግስቲ እናቦሉ ንዘይ ውዳእ ዕድሜ ሜንእሰያት ትምህርቲ

ዘይቡሎም ካብ ዎሎዶም ተፋልዮም ዶሞዝ ዘይቡሎም

ጽቡቅ መግቢ እንተ ዝዋሃቦም,ከ ከምታ ቅድሚ ናጽነት ዝነበረት ወዲዓከር እዮም ዝሙገቡ

በቲ ሐደ ወገን ዘሎው ድማ መንእሰይ ወያነ ካይመጽና እናቦሉ እነሆ ካብ 1997 ኽሳብ 2011 ኮይኑ እዝኦም ውን ብሐሶት ዕግርግር ካይፋጥሩሎም ዝገቡሩዎ ፈጠረ ወይ ስልቲ እዮም ዝጥቆሙሎም ዘሎው እሞ ብዘይ ዶሞዝ

ሕጅስ ወረ አኺሉ ምስተረፎም ግሊኦም እርሽኑዎም ገሊኦም ድማ የአስሩዎም ንስደት የምሩሑ

ገሊኦም ድማ አብ ዘይፊለጥ ጎዳጉድ እስሪቤት ሶቦም ከምዘይሪኢዎም ገሮም አብ ዓቢ ስቃይ እርከቡ አሎው ሞት ዘይትመጸና እናቦሉ ጾሎት ዝገቡሩ ዞሎው እዮም

እቶም ዕድል ገሮም ንኢትዮጲያ ገጾም ዝኽዱ አብ አሕዋቶም ክምዝአቶው እዮም

እቶም ንሱዳን ገጾም ዝኾዱ መንኢሰያት ግን አብ ሕማቅ ኩነታት እርከቡ አሎው

ኽትገልጾ ብሐቂ ስቃይ ዝኾነ ናብራ እዩ ዘሕልፉዎ ዞሎው ደቅና መንእሰያት አዋልድና

መጻወቲት ናይ ህግደፋ ሐለፊቲ ነይራን ምስተሸገራ ንሱዳን ገጻን ሃጽ ይብላ

መሳኺኖት መንእሰያት አዋልድና እሕሸኒ ዝቦሎኦ ብዝኾነ ሐላፊ መንገዲ ይድፋራ አሎዋ

ከሙኡ መንኢሰያት ደቅና ውን ደቂ ተባዕትዮ አብ ሱዳን ከምተን አሐቶም አብ

ሕማቅ እርከቡ አሎው እንታይ እሞ ኽትዛሮቦ ዘሕፋር እዩ መንእሰይ ረኺቡዎ ዞሎ

 

እዚ ኽብል ኮሎኹ ብዘካ እቶም ክም በጊዕ ብጥይት ህግደፋ እሃድሙ አሎው ተባሂሎም

ዝቅተሉ እቲ ዕድል ገሩ ካብኦም ዝወጸ ዕድል ገሬ እናበለ ኾሎ ዝኸፋኡ ሸፋቱ እረኽቡዎም

እሞ አብ ዘይፋለጥ ቦታ ወሲዶም ከም ጠለበግዕ መርፋእ መደንዘዚ ወጊኦም ዘድሊዮዎ (organ)

ከም ኩሊት ወዘተ ዘአመሰለ ወሲዶም ካይቀቦሩ እድርቡዩዎም እዚ ዝገቡሩ ሰባት ድማ

ሱዳናዊያን ራሻይዳ ኤረትራዊያን እዮም ቅድሚ ሕጅ ውን ተጻሒፉ ነይሩ እዩ መሐውሮም ናይ ዞም ሰባት ድማ ነዊሕ እዩ

ካብ አስመራ ክሳብ ሲና ሑዱዱ ምሲሪ እስራኤል አብ ሙሉእ ዓዲ ዓረብ እዮም

ዘሎው ስለዚ ክብረት ኤርትራዊያን ብሰንኪ ህግደፋዊያን ካብ ሰብ ንታሕቲ ኮይና አሎና  ሚዛና አብ ዓለም በዞም ሐሶውቲ፤

ከም ማል ጓሳ ዘይብለን ካብ ኮና ቦሉ ሕጅ ደጋጊሜ ዝብላ ንስመር ብዘይ ሐድነትና ሐንቲ ኽንገብር አይንኽእልን ኢና ህግደፋ ውን ፋሕ ናትና ንሙሉእ

ህዝቢ ኤርትራ ኽሳብ ሕጅ እጻውቱሉ አሎው ምስ ደቁ

 

ሕጅ ውን ህግደፋዊያ ንፋሕ ዱሉዋት አሎው ምኻድ ምኻዱ ብዝብል ዕላማ ሕጅ ዝመጽእ ሽግር ቡዙሕ አሎ ንስመር ህዝቢ ኤርትራ ታሪኽ አሎና ካብ ዓበይቲ አቦታትናን አሕዋትናን

ዝወረስናዮ ካብዚ ንርእዮን ንሰሙዕን ዞሎና ዝኽፋእ ዮሎን እም ይአኽለና ንበል

ምስ ህግደፋ ዝኾዱ አሕዋትና ድሕሪ ሕጂ ዓቢ ሕማቅ ታሪኽ አብ ኤርትራ ዝገድፉ

ጥራይ እዮም ህዝቢ ኤርትራ ውን ዓይኑ ጸቂጡ ኽሕሉፎኩም አይኮነን

ምኽኒት ሐሶት ዮሎን በዚ ዞሎ ቶክኖሎጅ ጽባሕ ንግሆ ጸሐይ ምስበረቀት

አብ ኤርትራ ምኽኒት ዝቅበል አይኩሁሉን እዩ ሐቂ ኽትመጽእ እያ

ደም ጀጋኑ ስውአት አሕዋትና ብኮንቶ አይክጠፊእን እዩ

ካብ ቶም ዓበይቲ አሕዋቶም ዘሕለፉዎ ብዝኼፋኤ  ነቶም ዕምባባ ሃገር ተቀበልቲ ሕድሪ ኽፊኡዎም አሎ ኩሉ ውን እፋልጥ እዩ

ከመይ ነሩ ዝብል ዓሻ ጥራይ እዩ በዚ፤ ሎሚ ንሰራዓ ምእንቲ እዞም ዕባባ ሃገር

ምእንቲ እዝአ ሃገርና ሐቢርና ብሐንሳብ ኽንሕጎሰላ ክንስሕቀላ ምስ ኩሎም ስድራና

 

አብዛ ለምለም ሃገርና

ድሕሪ ሕጅ ብሰበይ ሰብካ አብ ኤርትራ አይኩሁሉን እዩ

ናጽነት ንኤረትራዊያን አብ ዓቢ ሐዘን መሊሱና አሎ እሞ

ሕድሪ ዓበይቲ ጀጋኑ አሕዋትና ኮንቶ አይክተርፈን እዩ

ዓስቢ ጀጋኑና ሐጎስ ኤርትራዊያን ብሐባር ቀልጢፋና ኽንረክብ

ብሐሶት ሐው ንሐው ሐፋቲ ምስ ሐፋቲ ስድራ ፋሕ ሐዳሮም

ሐሶውቲ ብዘካ ሐሶት ሐቂ ዘይፋትው ሕማም ዛሪቲ ዞሎውም ካብዝኦም

ናጻ ኽወጽእ ክቡር ህዝብና አብ ሐደ ንሰራዓ ንስመር ፋውሲ

ክንድሕን ምእንታን ንስመር ኢድንኢድ ንታሐሐዝ አስላማይና ክስታና ምስ

ኩለን ቢሄራትና ሰላም ኽኽውን አብ ሃገርና እስሪቤት ዘይብላ ሃገር ኽትኸውን ሃገርና ኤርትራ

ቖልዓ ዘይበኸየላ ወለዲ ዝሕጎሱላ ሰላም ምስኩሉ ጎሮቤት ሃገራት ዝሰፈና

ሃገርና ኤርትራ ሃብታም ሃገር ክነተግብራ

 

ዓወት ንሙሉእ ህዝቢ ኤርትራ!!

ዓወት ንሙሉእ ደላይ ለውጢ!!

ዓወት ንመንእሰይ ተቀባል ሕድሪ ኤርትራ!!

ውድቀት ንህግደፋዊያን ምስ ዎይጦቶም!!

ዝኽርን ክብርን ንጀጋኑ ሱውአትና!!

 

ሃይለ ፋረዝጊ


Latest

መቓልሕ ርእሰ ዓንቀጽ:- ብሕታውያን ጋዜጣታት ኣብ ሓደጋ

እዘን መርኣያ ንግስነት ዲሞክራሲያዊ ሃዋህው ሃገርና ኮይነን ዘሎዋ ብሕታውያን ጋዜጣታት ኤርትራ፡ ኣብ ህዝቢ ልዑል ተቐባልነት ረኺበን ምህላወን ናይ...

መበገሲ ጉዳይ ተማሃሮ ዩኒቨርስቲ ጠንቅን ህሉው ደረጅኡን ካብ ጉዱሳት ተማሃሮ

እቲ ፍታሕ ናይ'ዚ ንከኹሉ ሃገራቒ ዘሻቀቓለ ጉዳይ ከተርእየና ዝተጸበናያ ዓርቢ ግን ካልእ ሰብ ዘይተጸበዮን ንከኹሉ ዘሕዘነን ዲፕሎማስያቒ ሃስያ(ውሽጣውን...

Eritrea: ኤርትራ ክውንቲ ክትከውን ካብ ዝወዓሉ ንሎሚ: ቃለ-መጠይቕ ምስ ሚኒስተር ጴጥሮስ ሰለሙን

ኣብ ህዝባዊ ግንባር እቲ ክእለት ዝበሃል ካብ ኣብ ውልቀ-ሰብ ዝያዳ ኣብቲ ውድብ ዝሰረጸ'ዩ” ኣቶ ጴጥሮስ ሰለሙን

ጋዜጣ ሰቲት ዓርቢ ነሓሰ 2001 - ዓሚዲ ንመኻኸር

ናይ ዝመጽእ ዝዀነ ይኹን ሳዕቤን ተሓታቲ መንዩ?ሄለን ዩኒቨርስቲ ኣስመራ ኣነ'ውን ኣብ ኣፈታትሓ ግርጭት ርእይቶይ ክህብ፡-ኣበድ ተስፋይ ኩነታት ከተማ ከረን ከመይ ኣሎቴድሮስ ካብ...

Eritrea: Who is Jermano Nati ~ ተጋዳላይ ጀርማኖ ናቲ መን'ዩ?

The following article was posted on asmarino on May 16, 2004 via Dmsi Harnet (Voice of Liberty)

“ዝመረጽናዮም ሚኒስተራት በብተራ ነፍስ-ወከፎም ንሓደ ዓመት ፕረዚደንት ይኾኑ”

ኣብ ወርሒ ጥሪ 2001 3 ሰባት ዝሓቖፈት ስዊዘርላንዳዊት ጉጅለ ሰራሕቲ ፊልም መጺኣ ነይራ። እቶም ሰባት ኣብ'ዚ ዓውድ'ዚ ተሞክሮታት ዝደለቡ ኮይኖም...