ዝኸበርኩምን/ዝኸበርክንን ደቂ ሃገር ..፤ ብቀዳምነት ልዑልን ምዉቕን ሃገራዊ ሰላምታና ይብጻሕኩም/ክን።  

ን-ቀዳም ዕለት ሚያዝያ 2, 2011 ዓ.ም.ፈ፡ ኮምሺነር ዓሊ ማሕመድ ሶዒድ፡ ኣቦ መንበር ሽማግለ ፖለቲካ፡  ኣብ መራኸቢ ብዙሓን (Paltalk)፡ ኣጋይሽ ናይ “Eritrean Arabic AL-Hiwar Paltalk Room“ ኮይኑ ከምሲ ታዓዲሙ ኣሎ።

ክቡራትን ክቡራንን፡ ኣሕዋትን ኣሓትን ደቂ ሃገር፡ ከም ዝፍለጥ ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮምሽን ንደሞክራሲያዊ ለውጢ፡ ተመስሪቱ’ስ 4 ሽማግለታት ኣቔሙ እንሆ ስርሑ የሰላስል ኣሎ። ሽማግለ ፖለቲካ ሓንቲ ኣካል ናይ ኮምሽን ኮይና ኣብ 5 ዞባታት ክፍለ ዓለም፡ ማለት ኣብ (ኣውሮጳ፣ ሰሜን ኣሜሪካ፣ ኣውስትራልያ፣ ማእከላይ ምብራቅ፣ ኣፍሪቃ) ተወዲባ ትሰርሕ ኣላ።

አብዚ ናይ ፓልቶክ መደብ ሓውና ኮምሺነር ዓሊ ማሕመድ ሶዒድ ምስ ህዝቢ ክዛተየለን ኣብ መደብ ሰሪዒወን ዘለዋ አጀንዳታት ካኣ ከምዚ ኣብ ታሕቲ ተጠቂሰን ዘለዎ እየን።ውጻኢት ብዛዓባ ኣብ ዛሓለፍ ሶሙን ዚተዛዘም 2ይ ኣኼባ ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮምሽን ንዲሞክራስያዊ ለውጢ፡፡

 1) ውጻኢት ብዛዓባ ኣብ ዛሓለፍ ሶሙን ዚተዛዘም 2ይ ኣኼባ ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮምሽን ንዲሞክራስያዊ ለውጢ፡፡

2) ብፖሎቲካዊ ሽማግለ ዝተደለው ሰነዳት ሃገራዊ ጉባኤ ዝምልከት፡፡

  3) መደብ ሕቶን መልስን ከምኡ’ውን ርእይቶታት ምቅራብ።


ስለዚ፡ ክቡራትን ክቡራንን፡ ኣሕዋትን ኣሓትን ደቂ ሃገር፡ ከምዚ ዝኣመሰለ፡ ብጣዕሚ እዋናዊን ኣገዳስን ዝኾነ፡ ምዕባሌ ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮምሽን ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ዘንጻባርቕ፣ ዛዕባ ከይሓልፈኩም/ክን፡ ተኻፈልቲ ናይዚ ምሽት ፖለቲካዊ ዘተ’ዚ ኮይንኩም/ክን ምሳና ክተምስዩ፡ ዘተ ምስ ኣጋይሽ ዝጅምረሉ ግዜ ካኣ፡ ሳዓት 22፡00PM እዩ።

 

ብዳሓን ምጽኡ/ኣ ...!!!

 

 

ዓወት ንሃገራዊ ጉባኤ !!

ውድቀትን ንምልካዊ ስርዓት ህግደፍ!!

 

ሽማግለ ዜናን ሓበሬታን

ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮምሽን ንደሞክራስያዊ ለውጢ

31 መጋቢት 2011 


Latest

መቓልሕ ርእሰ ዓንቀጽ:- ብሕታውያን ጋዜጣታት ኣብ ሓደጋ

እዘን መርኣያ ንግስነት ዲሞክራሲያዊ ሃዋህው ሃገርና ኮይነን ዘሎዋ ብሕታውያን ጋዜጣታት ኤርትራ፡ ኣብ ህዝቢ ልዑል ተቐባልነት ረኺበን ምህላወን ናይ...

መበገሲ ጉዳይ ተማሃሮ ዩኒቨርስቲ ጠንቅን ህሉው ደረጅኡን ካብ ጉዱሳት ተማሃሮ

እቲ ፍታሕ ናይ'ዚ ንከኹሉ ሃገራቒ ዘሻቀቓለ ጉዳይ ከተርእየና ዝተጸበናያ ዓርቢ ግን ካልእ ሰብ ዘይተጸበዮን ንከኹሉ ዘሕዘነን ዲፕሎማስያቒ ሃስያ(ውሽጣውን...

Eritrea: ኤርትራ ክውንቲ ክትከውን ካብ ዝወዓሉ ንሎሚ: ቃለ-መጠይቕ ምስ ሚኒስተር ጴጥሮስ ሰለሙን

ኣብ ህዝባዊ ግንባር እቲ ክእለት ዝበሃል ካብ ኣብ ውልቀ-ሰብ ዝያዳ ኣብቲ ውድብ ዝሰረጸ'ዩ” ኣቶ ጴጥሮስ ሰለሙን

ጋዜጣ ሰቲት ዓርቢ ነሓሰ 2001 - ዓሚዲ ንመኻኸር

ናይ ዝመጽእ ዝዀነ ይኹን ሳዕቤን ተሓታቲ መንዩ?ሄለን ዩኒቨርስቲ ኣስመራ ኣነ'ውን ኣብ ኣፈታትሓ ግርጭት ርእይቶይ ክህብ፡-ኣበድ ተስፋይ ኩነታት ከተማ ከረን ከመይ ኣሎቴድሮስ ካብ...

Eritrea: Who is Jermano Nati ~ ተጋዳላይ ጀርማኖ ናቲ መን'ዩ?

The following article was posted on asmarino on May 16, 2004 via Dmsi Harnet (Voice of Liberty)

“ዝመረጽናዮም ሚኒስተራት በብተራ ነፍስ-ወከፎም ንሓደ ዓመት ፕረዚደንት ይኾኑ”

ኣብ ወርሒ ጥሪ 2001 3 ሰባት ዝሓቖፈት ስዊዘርላንዳዊት ጉጅለ ሰራሕቲ ፊልም መጺኣ ነይራ። እቶም ሰባት ኣብ'ዚ ዓውድ'ዚ ተሞክሮታት ዝደለቡ ኮይኖም...