ኣብ ዞባ ደቡብ ብሕልፊ ድማ ኣብ ብሄረ ሳሆ  ዕጡቓት ሩባ ሓዳስ ሓዊሱ ስፍሕ ዝበለ ተቓውሞታት ምልዓሉ ዘስገኦ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ሕነ  ሕነ ቀራናት ንጓዕማማት ከምዝበሃል እዞም ዝስዕቡ ደቂ ብሄረ ሳሆ ሰላማውያን ሰባት  ኣጽኒቱ።

ተ.ቁ    ሽም    ትውልዲ   ዓዲ    ዝተቐተልሉ ቦታ
1    መሓሙድ ዓሊ ሉመር ሃሎ    ካሪ ቦሳ     ዓሳ ዓላ
2    ኣሕመድ መሓመድ ሑሴን     ምድሕሎ    ጀርበት
3    ዓብደላ ሳልሕ መሓመድ    ኣዛፈ    ሳሕል
4    መሓመድ ዓሊ ማሕመድ    ናባፓዳ    ሳሕል
5    ኣደም ዓብዱ    ኣይሮ ሚሊ    ሳሕል
6    ዑመር ሳዓድ ኣብራሂም    ገረደፋ    ሳሕል
7    ዓብደላ እስማዒል ቴናይ     ሓዲሽ     
8    ዑስማን ዑመር ሻፈ    ገረደፍ    
9    ያሲን ሽም ሳልሕ ሓመድ    መስጎላ ዘላ    ሕርጊኤ
10    ዑስማን ዓብደላ ዑስማን     ናባ ፓዶ     ሳሕል
11    ዑመር ማሕመድ ኣደም    ዳዊት    ሕርጎ
12    ማሕሙድ ሓሰን(ወዲ)ሓሴ    ሩባ ሓዳስ    ሩባ ሓዳስ
13    ኢብራሂም ባርካሽ    ሰንዓፈ    ኣይተፋል
14    ኢብራሂም ሳልሕ እድሪስ    ያባዘ    ሰገነይቲ
15    መሓመድ ዓሊ ኣደም ባኒ    ዓዲ ቀይሕ    
16    ዓብደላ ዓሊ ናስር    ዓዲ ቀይሕ    
17    ዮሱፍ ጉራ    ኣገራ    
18    ፋጡማ ኣሕመደ ሙሓሙድ    ሰንዓፈ    ሰንዓፈ
19    ኣሕመድ ዳት ኢብራሂም     ሰይራ    ኣብ ዘይተፈለጠ
20    ዑስማን ወርዕ    ሰይራ    ጊንዳዕ
21    መሓመድ ዓሊ ዓብደላላ ሓጅ     ዓዲ ባሪርሳ    ዓዲ ቀይሕ
22    ዳውድ በርሓበ    ሰይራ    ዓላ
23    ፋዳይ ኣብራሃ    ሞኾ    ዓላ
24    ልጅ ኣብርሃ    ሞኾ    ሕርጎ
25    ዓብደላ ዓሊ ኣና    ሰይራ    ከረን
26    ኢብራሂም ማሕሙድ ዓዛልቶ    ኮሪ ቦሳ    ሰምበል
27    ማሕሙድ ኢብራሂም ሙሓሙድ    ባሪበሳ    ዓሊ
28    ማሕሙድ ዳት ዮሱፍ    መልሔ ዳፕ    ዓስከ
29    ሑሴን መዳን መሓመድ    ካሪቦሳ    ዓሰብ
30    ዓብደላ ኢብራሂም ዑመር    ካሪቦሳ    ሰዋ
31    ሓጂ መሓመድ ዓሊ(ፈልሖ)    ፍልሖ    ፍልሖ
32    ሳልሕ ማሕመድ ዓሳ ኢብራሂም     ካሪቦሳ    ንላዕሎ
33    መሓመድ ሙታሕ    ዓዲ ቀይሕ    ዓዲቀይሕ
34    ማሕመድ ኢብራሂም     ቅናፍና    ኣስመራ
35    ኢብራሂም ሳልሕ ኦሞ    ዓዲ ቀይሕ    ደቀምሓረ
36    ማሕመድ ዑመር ኣደም    ኣይሮ ሚሊ    ሕርጊጎ
37    ኢብራሂም ማሕመድ ኢብራሂም     ሕንጠብሎ    ሕርጊጎ
38    እንድሪስ ኣሕመድ ሊጎ    ሰይራ    ከረን


ዝተቐተሉ ክኮኑ ከለው ኣብዚ ቀረባ እዋን ምስቲ ናይቲ ህዝብን ሰራዊትን ደቂ ሳሆ መልዕዓል ብዝተዛመደ ከኣ ዝስዕቡ ቁልፊ ባታ ዝነበሮም ኣባላቱ ካብ ስራሕ ክእለዩ ጌሩ ኣሎ።

 


1.    ኣሕመድ ዓሊ
2.    ስራጅ ስዒደ
3.    ዑመር ኣቀማን
4.    ኢደሪስ ስዒደ
5.    ኣደም ሃፋድ ኩሎም ወኪላት ስለያ ምልካል ዞባ 03 ሃዞም ዝነበሩ እዮም።


Latest

መቓልሕ ርእሰ ዓንቀጽ:- ብሕታውያን ጋዜጣታት ኣብ ሓደጋ

እዘን መርኣያ ንግስነት ዲሞክራሲያዊ ሃዋህው ሃገርና ኮይነን ዘሎዋ ብሕታውያን ጋዜጣታት ኤርትራ፡ ኣብ ህዝቢ ልዑል ተቐባልነት ረኺበን ምህላወን ናይ...

መበገሲ ጉዳይ ተማሃሮ ዩኒቨርስቲ ጠንቅን ህሉው ደረጅኡን ካብ ጉዱሳት ተማሃሮ

እቲ ፍታሕ ናይ'ዚ ንከኹሉ ሃገራቒ ዘሻቀቓለ ጉዳይ ከተርእየና ዝተጸበናያ ዓርቢ ግን ካልእ ሰብ ዘይተጸበዮን ንከኹሉ ዘሕዘነን ዲፕሎማስያቒ ሃስያ(ውሽጣውን...

Eritrea: ኤርትራ ክውንቲ ክትከውን ካብ ዝወዓሉ ንሎሚ: ቃለ-መጠይቕ ምስ ሚኒስተር ጴጥሮስ ሰለሙን

ኣብ ህዝባዊ ግንባር እቲ ክእለት ዝበሃል ካብ ኣብ ውልቀ-ሰብ ዝያዳ ኣብቲ ውድብ ዝሰረጸ'ዩ” ኣቶ ጴጥሮስ ሰለሙን

ጋዜጣ ሰቲት ዓርቢ ነሓሰ 2001 - ዓሚዲ ንመኻኸር

ናይ ዝመጽእ ዝዀነ ይኹን ሳዕቤን ተሓታቲ መንዩ?ሄለን ዩኒቨርስቲ ኣስመራ ኣነ'ውን ኣብ ኣፈታትሓ ግርጭት ርእይቶይ ክህብ፡-ኣበድ ተስፋይ ኩነታት ከተማ ከረን ከመይ ኣሎቴድሮስ ካብ...

Eritrea: Who is Jermano Nati ~ ተጋዳላይ ጀርማኖ ናቲ መን'ዩ?

The following article was posted on asmarino on May 16, 2004 via Dmsi Harnet (Voice of Liberty)

“ዝመረጽናዮም ሚኒስተራት በብተራ ነፍስ-ወከፎም ንሓደ ዓመት ፕረዚደንት ይኾኑ”

ኣብ ወርሒ ጥሪ 2001 3 ሰባት ዝሓቖፈት ስዊዘርላንዳዊት ጉጅለ ሰራሕቲ ፊልም መጺኣ ነይራ። እቶም ሰባት ኣብ'ዚ ዓውድ'ዚ ተሞክሮታት ዝደለቡ ኮይኖም...