ዋሺንግቶን ዲሲ - ብዓርቢ ግንቦት 28, 2010 ለይቲ ኣብ ጥቓ ጎደና ዩ (ስትሪት) 1900ን ናይ ዝሞተ ኣሰፋው ተወልደ ሓጎስ ጉዳይ ኣብ ማእሰርቲ ከምዝበጽሐ ዝተፈላለየ ዜናታት ሓቢሮም።

ሳምሶን ኣለማየሁ (48) ብቐዳማይ ደረጃ ቅትለት ናይ ኣሰፋው (ተወልደ) ሓጎስ (40) ተኸሲሱ ብሰንበት ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ፖሊስ ኣትዩ። ኣሰፋው ብዝወረዶ ማህረምቲ እናተሳቐየ ብዓርቢ ሰዓት 2፡19 ናይ ንግሆ ኣብ 1900 መንገዲ ናይ ዋሺንግተን ምስተረኽበ፣ ነዚ ዝረኣየ ሓደ ሰብ ንፖሊስ ደው ኣቢሉ ሓቢርዎም። እቶም ፖሊስ ኣብቲ መንገዲ እግሪ ምስ ከዱ ኣሰፋው ብናይ ማህረምቲ ካራ ኣብ ኣፍልቡ ወዲቑ ረኺቦምዎ። ኣሰፋው ተወልደ ሓጎስ ብህጹጽ ናብ ሆስፒታል ተወሲዱ ኣብኡ ሕይወቱ ከምዝሓለፈ ተረጋጊጹ።


እዚ ዜና እዚ ኣብቲ ከባቢ ካብ ዝርከባ ሰለስተ ናይ ዜና ማዕከናት ማለት ዋሺንግተን ፖስትአቢሲ ኒውስንWTOPን እዩ ተወሲዱ።

እዚ ካብ ዝተፈጸመሉ ዕለት ግንቦት 28 ጀሚሮም ፖሊስ ብዛዕባ እዚ ጉዳይ ሓቤረታ ክሓቱ ቀንዮም። <ብዛዕባ እዚ ኣብዚ ኣንብቡ።

Latest

መቓልሕ ርእሰ ዓንቀጽ:- ብሕታውያን ጋዜጣታት ኣብ ሓደጋ

እዘን መርኣያ ንግስነት ዲሞክራሲያዊ ሃዋህው ሃገርና ኮይነን ዘሎዋ ብሕታውያን ጋዜጣታት ኤርትራ፡ ኣብ ህዝቢ ልዑል ተቐባልነት ረኺበን ምህላወን ናይ...

መበገሲ ጉዳይ ተማሃሮ ዩኒቨርስቲ ጠንቅን ህሉው ደረጅኡን ካብ ጉዱሳት ተማሃሮ

እቲ ፍታሕ ናይ'ዚ ንከኹሉ ሃገራቒ ዘሻቀቓለ ጉዳይ ከተርእየና ዝተጸበናያ ዓርቢ ግን ካልእ ሰብ ዘይተጸበዮን ንከኹሉ ዘሕዘነን ዲፕሎማስያቒ ሃስያ(ውሽጣውን...

Eritrea: ኤርትራ ክውንቲ ክትከውን ካብ ዝወዓሉ ንሎሚ: ቃለ-መጠይቕ ምስ ሚኒስተር ጴጥሮስ ሰለሙን

ኣብ ህዝባዊ ግንባር እቲ ክእለት ዝበሃል ካብ ኣብ ውልቀ-ሰብ ዝያዳ ኣብቲ ውድብ ዝሰረጸ'ዩ” ኣቶ ጴጥሮስ ሰለሙን

ጋዜጣ ሰቲት ዓርቢ ነሓሰ 2001 - ዓሚዲ ንመኻኸር

ናይ ዝመጽእ ዝዀነ ይኹን ሳዕቤን ተሓታቲ መንዩ?ሄለን ዩኒቨርስቲ ኣስመራ ኣነ'ውን ኣብ ኣፈታትሓ ግርጭት ርእይቶይ ክህብ፡-ኣበድ ተስፋይ ኩነታት ከተማ ከረን ከመይ ኣሎቴድሮስ ካብ...

Eritrea: Who is Jermano Nati ~ ተጋዳላይ ጀርማኖ ናቲ መን'ዩ?

The following article was posted on asmarino on May 16, 2004 via Dmsi Harnet (Voice of Liberty)

“ዝመረጽናዮም ሚኒስተራት በብተራ ነፍስ-ወከፎም ንሓደ ዓመት ፕረዚደንት ይኾኑ”

ኣብ ወርሒ ጥሪ 2001 3 ሰባት ዝሓቖፈት ስዊዘርላንዳዊት ጉጅለ ሰራሕቲ ፊልም መጺኣ ነይራ። እቶም ሰባት ኣብ'ዚ ዓውድ'ዚ ተሞክሮታት ዝደለቡ ኮይኖም...