AUDIO (AM Quality) NEWS for our users in Africa CLICK HERE
ድምጺ ደሊና
 ዜና 15 ጥሪ 2015 
ኣዳላዊ: ዘካርያስ ክብርኣብ


ሓደ ላዕለዋይ ፖለቲከኛ ጀርመን ኣብ ቅትለት ኤርትራዊ ስደተኛ ካልድ፣ ፖሊስ ከተማ ድረስደን ሸለልትነት ብምርኣዮምን ግጉይ ሓበሬታ ብምሃቦምን ክሲ መስሪትሎም።

ናይ‘ቲ ቅድሚ ሳልስቲ ኣብ ጀርመን ከተማ ድረስደን ዝተቐትለ ኤርትራዊ ስደተኛ ጉዳይ ኣብ ጀርመን ዓቢ መዛረቢ ኣርእስቲ ኮይኑ ብምህላዉ፣ ሓያሎ መራኸቢ ብዙሃን ሰፊሕ ሸፈነ ይህብኦ‘ለዋ። ሎሚ ኣብ ከተማ ድረስደን እትሕተም ሞፖ 24 እትበሃል ጋዜጣ ከምዝሓበረቶ ፎልከር ቤክ ዝተባህለ ናይ ሓምላይ ፓርቲ ጀርመን ኣብ ውሽጣዊ ፖለቲካዊ ጉዳያት ወሃቢ ቃል ከምኡ‘ውን ኣባል ፓርላማ ጀርመን ዝኾነ ዓቢ ፖለቲከኛ፣ ኣብ ልዕሊ ፖሊስ ከተማ ድረስደን ብወግዒ ክሲ መስሪቱ‘ሎ።

ካልድ እድሪስ ወላ‘ኳ ሬስኡ ብደም ጨቅዩን ኣካላቱ ድማ ብኻራ ተጠባቢሑ እንተጸንሐ ፖሊስ ግና ነቲ ብኢድ ሰብ ምቕታሉ ርኡይ ዝነበረ ኩነታት ክሽፍኑ፣ ብሰብ ምቕታሉ ዝሕብር ምልክት የብሉን ክብሉ ንመራኸቢ ብዙሃን ምሕባሮን፣ ድሕሪ ውጺኢት ምርመራ ጠንቂ ቅትለት ካልድ ፖሊስ 30 ሰዓታት ድሕሪ‘ቲ ገበን  ንምርመራ ዝሕግዞም ዓሸራታት ከልዕሉ ናብ ቦታ ቅትለት ምኻዶም ዘየሕጎሶ እዚ ላዕለዋይ ፖለቲከኛ ጀርመን ሎሚ ነቲ ክሲ ኣብ ልዕሊ ፖሊስ ክሲ መስሪቱ‘ሎ። ንሱ ወሲኹ፣ እዞም ኮነ ኢሎም ኣብዚ ጉዳይ ሸለልትነት ዘርኣዩ ፖሊስ ጀርመን ኣብ ሕጊ ክቐርቡ ክገብር ሙኻኑ ኣፍሊጡ‘ሎ።እዚ ከምዚ‘ሉ እንከሎ፣ ዓቃቢ ሕጊ ከተማ ድረስደን 25 ዝኣባላታ መርማሪት ጉጅለ ብምልኣኽ፣ ጠንቂ ሞት ካልድ ክፍለጥ ይሰርሕ ምህላዉ እታ ጋዜጣ ትሕብር።

ብኻልእ ወገን ሓያሎ ጀርመናውያን ጉዳይ ካልድ ብቑልጡፍ ክጻረን ኣብ ልዕሊ‘ቶም ጸረ ስደተኛታት ወንጀል ዝፍጽሙ ጀርመናውያን‘ውን ፍትሓዊ ዝኾነ መቕጻዕቲ ክወርድ ዝጽውዕ ሰለማዊ ሰልፍታት ከካይዱ ጀሚሮም ኣለዉ። ናይ ዝኽሪ ሽምዓ‘ውን ኣብ ኩሉ ኩርንዓት ጀርመን ንመግለጺ ሓዘን ካልድ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ ዝግበር ዘሎ ሰለማዊ ሰልፍታት፣ „ስደተኛታት ይንበሩ፣ ዓሌተኛታት ይባረሩ“ ዝብልን ኣህጉራዊ ምትሕግጋዝ ኣብ ልዕሊ ስደተኛታት ከነዕዝዝ ኢና ዝብልን ካልእን ጭርሖታት ብምሓዝ ሃንደበታዊን ኣዝዩ ስምዒታዊ ብዝኾነ መንገዲ ወላ‘ውን ፍቓድ ዘይብሎም ሰላማዊ ሰልፍታት ይግበሩ ኣለዉ።

ድምጺ ደሊና ሎሚ ካብቲ ቦታ ብቐጥታ ዝቐረጸቶ ድምጽን ሓጺር ጸብጻብን ኣሎ ተኸታተሉ።


Join VoD

VoD is looking for highly motivated candidates to collect, draft, edit and present relevant news items from various sources exclusively but not limited to Eritrea and the rest of the Horn of Africa. Excellent writing skills in both English and Tigrinya, proficiency in using technology, and ability to scan social media are essential. The candidate should be an active listener, able to communicate with persons of interest, and share timely information with the public.

The Main objective of Voice Of Delina is to collect and disseminate economic, social and political developments pertaining to Eritrea and Eritreans at home and in the Erespora.

We are also determined to develop the media capacity by grooming the new generation of Eritreans to articulate the aspirations of our country.

We are particularly looking for candidates who are keenly interested to play an active role in helping foster peace and democracy in Eritrea.

VOLUNTEER INTERNSHIP OPENINGS

• Media Director/Program Coordinator
o manage the team
o prepare editorials
o make editorial decisions on programs to be broadcast
o edit other program contents

• Researchers
o research topics required for programming
o assist in drafting stories

• Writers and Editors
o draft a regular feature story
o assist in news preparation

• Anchor-Reader
o read program items
o assist in news preparation

• Sound Engineer
o arrange programs, add music and repackage programs for dispatch to the studio

• Translator from English into Arabic and Tigrinya (and, on a limited basis, Amharic)
o translate copy of stories into appropriate language for broadcast
o when necessary, read stories in correct language or dialect

To participate please send email to This email address is being protected from spambots. You need JavaScript enabled to view it.
Please provide your personal CV, Skype ID, telephone number and best time to call you.

 


Latest

ምስጋና ካብ ስድራቤት ብምኽንያት ዕረፍቲ ኣቦይ ተስፋጊዮርጊስ ብዓታይ

ብምኽንያት ዕረፍቲ ኣዚና እነፍቅሮን እነኽብሮን ኣቦና ኣቦይ ተስፋግዮርጊስ በዓታይ፡  ብኣካል ኣብ ቤትና መጺእኩም፡ ከምኡ’ውን ብዝተፋላለየ መንገዲ ናይ...

Eritrea: ሚኒስተር ፋይናንስ ነበር ኣቶ ብርሃነ ኣብርሀ፡ ሎሚ ንጉሆ ሓይልታት ጸጥታ ጨውዮም ኣበይ ከምዝወሰዱዎ ከምዘይፍለጥን

ሎሚ ኣብ ህዝብታት ኤርትራን ኢትዮጵያን ክቃላሕ ንሰምዖ ዘለና ትርጉም ኣልቦ ናይ ሰላም ስምምዕ፡ ክምቲ ብዙሓት ኢትዮጵያውያን ናይ ሕልና እሱራት ኣብዚ ቀረባ እዋን...

ንደመር ብኣምሓርኛ፡ ንጥፋእ ማለት’ዩ ብትግረ።

Hidden Motives in Every Day Life: The Elephant In the Brain – Kevin Simler Robin Hanson 2018 ትብል...

ካልኣይ ቅሉዕ ደብዳበ ናብ ክቡር ዶክተር አብይ ኣሕመድ፡ ቀዳማይ ሚኒስተር ረፓብሊካዊት መንግስቲ ኢትዮጵያ።

ብዕለት 5 ሰነ 2018፡ ነዚ ብኣኻን በቲ ብመንግስትኻን ናብ ህዝብን መንግስትን ኤርትራ ዝቐረበ ንብይን ኣልጀርስ ብዘይ ገለ ቅድመ ኩነት ተቐቢሉ ከፍጽም...

Eritrea: ፐሮጀክት ዓርቢ ሓርነት - ኣብዚ ሰሙን ካብ ዝበጹሑና ዜናታት:

እቲ ዕሉል ተለኣኣኪ ክፍእ ኮይኑ ኣሽሓት ሰባት ከበሳብስ ዝጸንሔ ወዲ ከበደ (ሓላፊ ቤት ምእሰርቲ ዓዲ ኣቤቶ) ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ኣቲዩ። እዚ ብጭካኒኡ ዝልለ ንጽሃት...

Eritrea: ምድማር'ዶ ወይስ ምፍዃስ?

ማንኪ፡ ክቡር ጠቅላይ ሚኒስተር፡ ምሳኹም ክንድመር ንወያነ ኣጥፉኡልና። ዶ/ር ኣብይ፡ ክቡር ማንኪ፡ ጀመርቲ ስለ ዝኾና ገና ምድማር ኢና ዘለና። ንስኹም ግን ቀዲምኩም ኣብ ምፉዃስ (elimination) ኢኹም በጺሕኩም። ግዜ ሃቡና...