ኣገዳሲ ህዝባዊ ኣኼባ ብጉዳይ ዋዕላ
ንደሞክራሲያዊ ለውጢ ኣብ ከተማ ሲያትል

ኣብ ዝሓለፉ ውሑዳት ሰሙናት ኣብ ብዙሕ ናይ ኤውሮጳ ከተማታትን ኣብ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካን ካናዳን ዋዕላ ንደሞክራሲያዊ ለውጢ ኣመልኪቱ ብዙሕ ኣኼባታት ክካየድ ጸኒሑን ኣሎን። ብኡ መሰረት ድማ ኣብ ከተማ ስያትል ሓው ኣመሃ ደመኒኮ፡ ምክትል ኣቦ ወንበር ዋዕላ ንደሞክራሲያዊ ለውጢ፤ ከምኡን ሓው ተኽላይ ኣብራሃ ኣባል ኣሰናዳዊት ሽማግለ ዋዕላ ንደሞክራሲያዊ ለውጢን ወኪል ኣሰናዳዊት ሽማግለ ኣብ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካን ዝመርሕዎ ኣኼባ ክግበር ኢዩ።

ስለዝዀነ ድማ ኩሉ ደላይ ለውጥን ስላምን ዝዀነ ኤርትራዊ ኣብቲ ዝግበር ሰፊሕ ህዝባዊ ኣኼባ ክሳተፍን ነቲ ኣኼባ ብርእቶታቱ ከህብትሞን ብኽብሪ ንዕድም።


ኣኼባ ዝግበረሉ ቦታ ፡Eritrean Community in Seattle, 2402 East Spruce, Seattle, WA 98144

ዝግበረሉ ዕለት፡ June 19, 2010
ዝጅመረሉ ሰዓት፡ 3:00 pm

(ኣብዚ መዓልትዚ ናይ ብዙሓት ዝምረቑ ደቅና መመረቕታታት ስለዘሎ ኣኼባና ዝጅመረሉ ልክዕ በቲ ዝተባህሎ ሰዓት ምዃኑ ከነዘኻኽር ንፈቱ)

ንዝያዳ ሓበሬታ፡ 206 380-2324, 206 694-9636

ብደሓን ምጹ
ኣሰናዳዊት ሽማግለ ዋዕላ ንደሞክራስያዊ ለውጢ


Latest

መቓልሕ ርእሰ ዓንቀጽ:- ብሕታውያን ጋዜጣታት ኣብ ሓደጋ

እዘን መርኣያ ንግስነት ዲሞክራሲያዊ ሃዋህው ሃገርና ኮይነን ዘሎዋ ብሕታውያን ጋዜጣታት ኤርትራ፡ ኣብ ህዝቢ ልዑል ተቐባልነት ረኺበን ምህላወን ናይ...

መበገሲ ጉዳይ ተማሃሮ ዩኒቨርስቲ ጠንቅን ህሉው ደረጅኡን ካብ ጉዱሳት ተማሃሮ

እቲ ፍታሕ ናይ'ዚ ንከኹሉ ሃገራቒ ዘሻቀቓለ ጉዳይ ከተርእየና ዝተጸበናያ ዓርቢ ግን ካልእ ሰብ ዘይተጸበዮን ንከኹሉ ዘሕዘነን ዲፕሎማስያቒ ሃስያ(ውሽጣውን...

Eritrea: ኤርትራ ክውንቲ ክትከውን ካብ ዝወዓሉ ንሎሚ: ቃለ-መጠይቕ ምስ ሚኒስተር ጴጥሮስ ሰለሙን

ኣብ ህዝባዊ ግንባር እቲ ክእለት ዝበሃል ካብ ኣብ ውልቀ-ሰብ ዝያዳ ኣብቲ ውድብ ዝሰረጸ'ዩ” ኣቶ ጴጥሮስ ሰለሙን

ጋዜጣ ሰቲት ዓርቢ ነሓሰ 2001 - ዓሚዲ ንመኻኸር

ናይ ዝመጽእ ዝዀነ ይኹን ሳዕቤን ተሓታቲ መንዩ?ሄለን ዩኒቨርስቲ ኣስመራ ኣነ'ውን ኣብ ኣፈታትሓ ግርጭት ርእይቶይ ክህብ፡-ኣበድ ተስፋይ ኩነታት ከተማ ከረን ከመይ ኣሎቴድሮስ ካብ...

Eritrea: Who is Jermano Nati ~ ተጋዳላይ ጀርማኖ ናቲ መን'ዩ?

The following article was posted on asmarino on May 16, 2004 via Dmsi Harnet (Voice of Liberty)

“ዝመረጽናዮም ሚኒስተራት በብተራ ነፍስ-ወከፎም ንሓደ ዓመት ፕረዚደንት ይኾኑ”

ኣብ ወርሒ ጥሪ 2001 3 ሰባት ዝሓቖፈት ስዊዘርላንዳዊት ጉጅለ ሰራሕቲ ፊልም መጺኣ ነይራ። እቶም ሰባት ኣብ'ዚ ዓውድ'ዚ ተሞክሮታት ዝደለቡ ኮይኖም...