ፋሺስታዊ ውልቀመላኺ ኢሳያስ፡ ብጻዕዳ ስኒ ጸሊም ልብን ዝተሰነየ ኣብ ላዕላዩ ናይ ደሞክራሲ መዓር ዝተለኸየ፡ ዕረ ዝመልአ ጐይቢ ናጽነት ሒዙ ብምእታው፡...

“ጎምበለ እንከሎ ንፍትሓውነት ንቐደም-በሉ ዘይጣበቕ ልቢ’ብሉን፡ ማዩ ስትይ ምሰ’በለ ከምኣ ኢሉ ዝቕጽል ግን ኣእምሮ’ብሉን” ዝብል፡ ምስ ናይ ዕድመ ጸጋ...

ሰውራ ኤርትራ ኪዕወት ዝኸኣለ እምበኣር፡ ከምቲ ብየውሃት ኣመንቲ ዝበሃል - ሳላ ቅኑዕ መሪሕነት ዘይኮነ፡ ጭብጢ መርትዖታት ርትዓዊ ገምጋም ዘረጋግጾ፡ ሓፋሽ...

ኣብዚ እዋን`ዚ፡ ድሕሪ ናይ 25 ዓመታት መዘና ዘይብሉ ሃገራዊ ዕንወትን ጥፍኣትን፡ ናብቲ ሽግር ዘይኮነ፡ ከም ደቂ ሓንቲ ሃገር ህዝቢ፡ ብሓባር ናብ ፍታሕ...

ኤርትራ ኤርትራ፡  ህግደፍ ከይተማሕወ ሱራ  ኢዶም ከይተፈድዩ እኽብካብ ሓተላ  ኣሕዋት ከይዘተዩ፡ ከይመኸሩ ኣብ ዋዕላ  ሓቅን ርትዕን ፍትሕን ክሳብ...
Show more post

Latest

መቓልሕ ርእሰ ዓንቀጽ:- ብሕታውያን ጋዜጣታት ኣብ ሓደጋ

እዘን መርኣያ ንግስነት ዲሞክራሲያዊ ሃዋህው ሃገርና ኮይነን ዘሎዋ ብሕታውያን ጋዜጣታት ኤርትራ፡ ኣብ ህዝቢ ልዑል ተቐባልነት ረኺበን ምህላወን ናይ...

መበገሲ ጉዳይ ተማሃሮ ዩኒቨርስቲ ጠንቅን ህሉው ደረጅኡን ካብ ጉዱሳት ተማሃሮ

እቲ ፍታሕ ናይ'ዚ ንከኹሉ ሃገራቒ ዘሻቀቓለ ጉዳይ ከተርእየና ዝተጸበናያ ዓርቢ ግን ካልእ ሰብ ዘይተጸበዮን ንከኹሉ ዘሕዘነን ዲፕሎማስያቒ ሃስያ(ውሽጣውን...

Eritrea: ኤርትራ ክውንቲ ክትከውን ካብ ዝወዓሉ ንሎሚ: ቃለ-መጠይቕ ምስ ሚኒስተር ጴጥሮስ ሰለሙን

ኣብ ህዝባዊ ግንባር እቲ ክእለት ዝበሃል ካብ ኣብ ውልቀ-ሰብ ዝያዳ ኣብቲ ውድብ ዝሰረጸ'ዩ” ኣቶ ጴጥሮስ ሰለሙን

ጋዜጣ ሰቲት ዓርቢ ነሓሰ 2001 - ዓሚዲ ንመኻኸር

ናይ ዝመጽእ ዝዀነ ይኹን ሳዕቤን ተሓታቲ መንዩ?ሄለን ዩኒቨርስቲ ኣስመራ ኣነ'ውን ኣብ ኣፈታትሓ ግርጭት ርእይቶይ ክህብ፡-ኣበድ ተስፋይ ኩነታት ከተማ ከረን ከመይ ኣሎቴድሮስ ካብ...

Eritrea: Who is Jermano Nati ~ ተጋዳላይ ጀርማኖ ናቲ መን'ዩ?

The following article was posted on asmarino on May 16, 2004 via Dmsi Harnet (Voice of Liberty)

“ዝመረጽናዮም ሚኒስተራት በብተራ ነፍስ-ወከፎም ንሓደ ዓመት ፕረዚደንት ይኾኑ”

ኣብ ወርሒ ጥሪ 2001 3 ሰባት ዝሓቖፈት ስዊዘርላንዳዊት ጉጅለ ሰራሕቲ ፊልም መጺኣ ነይራ። እቶም ሰባት ኣብ'ዚ ዓውድ'ዚ ተሞክሮታት ዝደለቡ ኮይኖም...