2ይ ክፋል ውሽጣዊ ትሕዝቶ ሰረት ታሪኽ            

                    መበል 11 ምዕራፍ
39. ምእታዉ ኢስላም ኣብ ዓዲ-ሓበሻ ..........216
40. ኵናት ሱልጣናትን ነገስታት ኣብስንያን...219
41. ኣሕመድ ሼል ኢብራሂም ግራኝ.............229

                  መበል 12 ምዕራፍ
42. ባሕረጋስ ይስሃቕ...................................238
43. ኣብርሃም/ኢብራሂም ሃኒባል .................247
44. ጥንታዊት ድኾኖ..................................255
45. ናዪባት ባጽዕን ሕርጊጎን (ድኾኖ)..........258
46. ቨርነር ሙሲንጀር (ዎርኔር ሙሲንጀር)..270

 

                  መበል 13 ምዕራፍ

47. ፍልመ ም/ዶባት ኤርትራን ትግራይን....272
48. ሃጸይ ቴድሮስ.......................................279
49. ሲም (ሹም) ሃኪን ወዲ መዲን...............285

               መበል 14 ምዕራፍ
50. ሃጸይ ዮሃንስ.........................................290
51. ራእሲ ወልደሚካኤል ሰሎሞን...............298                        
52. ራእሲ ኣሉላ ወዲ ቁቢ..........................312

               መበል 15 ምዕራፍ
53. ሃጸይ ምነሊክ .....................................317
54. ሼኽ ኣረይ...........................................324
55. ንጉሰ እልፉ.........................................328

                 መበል 16 ምዕራፍ
56. ምጥራዝ ግብጻዊ ሓይሊ.......................334
57. መግዛእቲ ሃጸያውያን ኣብ ኣፍሪቃ........338
58. ፖሮፈሶር ጁሰፐ ሳፐቶ........................342

                 መበል 17 ምዕራፍ     
59. ሃጸይ ምነሊክን ጣልያንን ኣብ ውዑላት.347
60. ምእታው ጣልያን ኣብ ኤርትራ...........358
61. መግዛእቲ ጣልያን ኣብ ኤርትራ...........367

               መበል 18 ምዕራፍ
62. ዓሊ ኑር..............................................367
63. ደጃዝማች ክፍለ ኢዩሱስ ወዲ ጎፋር.....372
64. ደግያት ባህታ ሓጐስ (ኣባ ጥመር) ......375
65. ደግያት ሓደገምበስ ወዲ-ጒልወት.........383

               መበል 19 ምዕራፍ
66. ኬንቲባ በራኺ.....................................392
67. ሓጎስ ወዲ ዓብደል...............................394
68. ድግያት ኣበራ ሃይሉ............................396
69. ኣይተ ዘገርጊስ ወዲ ጊላገርጊስ..............400

                 መበል 20 ምዕራፍ

70. ንቤት ማእሰርቲ ናዂራ ዝሰዓሩ..ጀጋኑ.404
71. ውግእ ወረርትን ሳሆን.........................408
72. ሓርበኛ ሼኽ ኣቡበከር ኣሕመድ...........410
73. ሓርበኛ መሓመድ ኑሪ.........................416


                 መበል 21 ምዕራፍ

74. ሃጸያዊት ጣልያን ኣብ ምግባት መሬት...418
75. ምድሃኽን ምዕስካር ኤርትራውያንን........422
76. ብላታን ጌታን ሎሬንሶ ታእዛዝ...............431

                መበል 22 ምዕራፍ
77. ኣበቶ (ልጅ) ኢያሱ ንጉስ ሚካኤል.........434
78. ተፈሪ መኮንን (ሃይለ ስላሴ)....................442

 


Latest

መቓልሕ ርእሰ ዓንቀጽ:- ብሕታውያን ጋዜጣታት ኣብ ሓደጋ

እዘን መርኣያ ንግስነት ዲሞክራሲያዊ ሃዋህው ሃገርና ኮይነን ዘሎዋ ብሕታውያን ጋዜጣታት ኤርትራ፡ ኣብ ህዝቢ ልዑል ተቐባልነት ረኺበን ምህላወን ናይ...

መበገሲ ጉዳይ ተማሃሮ ዩኒቨርስቲ ጠንቅን ህሉው ደረጅኡን ካብ ጉዱሳት ተማሃሮ

እቲ ፍታሕ ናይ'ዚ ንከኹሉ ሃገራቒ ዘሻቀቓለ ጉዳይ ከተርእየና ዝተጸበናያ ዓርቢ ግን ካልእ ሰብ ዘይተጸበዮን ንከኹሉ ዘሕዘነን ዲፕሎማስያቒ ሃስያ(ውሽጣውን...

Eritrea: ኤርትራ ክውንቲ ክትከውን ካብ ዝወዓሉ ንሎሚ: ቃለ-መጠይቕ ምስ ሚኒስተር ጴጥሮስ ሰለሙን

ኣብ ህዝባዊ ግንባር እቲ ክእለት ዝበሃል ካብ ኣብ ውልቀ-ሰብ ዝያዳ ኣብቲ ውድብ ዝሰረጸ'ዩ” ኣቶ ጴጥሮስ ሰለሙን

ጋዜጣ ሰቲት ዓርቢ ነሓሰ 2001 - ዓሚዲ ንመኻኸር

ናይ ዝመጽእ ዝዀነ ይኹን ሳዕቤን ተሓታቲ መንዩ?ሄለን ዩኒቨርስቲ ኣስመራ ኣነ'ውን ኣብ ኣፈታትሓ ግርጭት ርእይቶይ ክህብ፡-ኣበድ ተስፋይ ኩነታት ከተማ ከረን ከመይ ኣሎቴድሮስ ካብ...

Eritrea: Who is Jermano Nati ~ ተጋዳላይ ጀርማኖ ናቲ መን'ዩ?

The following article was posted on asmarino on May 16, 2004 via Dmsi Harnet (Voice of Liberty)

“ዝመረጽናዮም ሚኒስተራት በብተራ ነፍስ-ወከፎም ንሓደ ዓመት ፕረዚደንት ይኾኑ”

ኣብ ወርሒ ጥሪ 2001 3 ሰባት ዝሓቖፈት ስዊዘርላንዳዊት ጉጅለ ሰራሕቲ ፊልም መጺኣ ነይራ። እቶም ሰባት ኣብ'ዚ ዓውድ'ዚ ተሞክሮታት ዝደለቡ ኮይኖም...