Sidebar

ዕምሪ ምልኪ ነሕጽሮ
ጸላኢ ህዝቢ ነባርሮ
ከላእ ኣብ ስደት ዪቀበሮ
ዓገብ ሓርበኛታት ጻማኦም ከይረኸቡ

ህዝቢ ዘድሕን ንምሃዝ
በቓራጭ ክንድዪብ ንሓዝሓዝ
ህግደፍ ውጻኣት ክታሓዝ
ዓገብ ሓርበኛታት ኣብ ስደት ክቅበሩ

ሕነ ንፍደየሉ ነዚ ህዝቢ
ተላዓል ንእሽቶ ምስ ዓቢ
ምእንቲ ህዝቢ ልቢ ነዕቢ
ዓገብ ሓርበኛታት ኣብ ስደት ክቅበሩ

ጸልማት ክቅንጠጥ
ህግደፍ ክብል ፈጠጥ
ሓፋሽ ተላዓል ህግደፍ ከንቀጥቅጥ
ዓገብ ሓርበኛታት ኣብ ደገ ክቅበሩ

ሓፋሽ ተዓልል ሓበላ ዓይንኻ እለዮ
ህዝቢ ተላዓል ጸላኢኻ ኣለሊዮ
ንበገስ ንጸላኢና ክንኣልዮ

ዓገብ ሓርበኛታት ኣብ ደገ ክቅበሩ
ተቃወምቲ ንበገስ ንህግድፍ ክነብሎም ኣሉ
ህዝብና ክበልዕ ሸቂሉ ካሓልፈሉ
እዚ ተባዕ ህዝቢ ብህግደፍ ተበዲሉ
ደቂ ኤረይ ሓቢርኩም ተላዓሉ

ስዋኣትና ተመስገን ክብሉ?
ዓገብ ሓርበኛታት ኣብ ደገ ክቅበሩ
ዓወት ነቲ ደም ዝነብዕ ዘሎ ህዝቢ ኤረትራ
ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ስዋኣትና
ኤረና ንለብዘበን እንበር ነዓመታስ ሸዊት ለምለም

ውድቀት ንጃንዳ ህግደፍን ዓንገልቱን
 

Latest

መቓልሕ ርእሰ ዓንቀጽ:- ብሕታውያን ጋዜጣታት ኣብ ሓደጋ

እዘን መርኣያ ንግስነት ዲሞክራሲያዊ ሃዋህው ሃገርና ኮይነን ዘሎዋ ብሕታውያን ጋዜጣታት ኤርትራ፡ ኣብ ህዝቢ ልዑል ተቐባልነት ረኺበን ምህላወን ናይ...

መበገሲ ጉዳይ ተማሃሮ ዩኒቨርስቲ ጠንቅን ህሉው ደረጅኡን ካብ ጉዱሳት ተማሃሮ

እቲ ፍታሕ ናይ'ዚ ንከኹሉ ሃገራቒ ዘሻቀቓለ ጉዳይ ከተርእየና ዝተጸበናያ ዓርቢ ግን ካልእ ሰብ ዘይተጸበዮን ንከኹሉ ዘሕዘነን ዲፕሎማስያቒ ሃስያ(ውሽጣውን...

Eritrea: ኤርትራ ክውንቲ ክትከውን ካብ ዝወዓሉ ንሎሚ: ቃለ-መጠይቕ ምስ ሚኒስተር ጴጥሮስ ሰለሙን

ኣብ ህዝባዊ ግንባር እቲ ክእለት ዝበሃል ካብ ኣብ ውልቀ-ሰብ ዝያዳ ኣብቲ ውድብ ዝሰረጸ'ዩ” ኣቶ ጴጥሮስ ሰለሙን

ጋዜጣ ሰቲት ዓርቢ ነሓሰ 2001 - ዓሚዲ ንመኻኸር

ናይ ዝመጽእ ዝዀነ ይኹን ሳዕቤን ተሓታቲ መንዩ?ሄለን ዩኒቨርስቲ ኣስመራ ኣነ'ውን ኣብ ኣፈታትሓ ግርጭት ርእይቶይ ክህብ፡-ኣበድ ተስፋይ ኩነታት ከተማ ከረን ከመይ ኣሎቴድሮስ ካብ...

Eritrea: Who is Jermano Nati ~ ተጋዳላይ ጀርማኖ ናቲ መን'ዩ?

The following article was posted on asmarino on May 16, 2004 via Dmsi Harnet (Voice of Liberty)

“ዝመረጽናዮም ሚኒስተራት በብተራ ነፍስ-ወከፎም ንሓደ ዓመት ፕረዚደንት ይኾኑ”

ኣብ ወርሒ ጥሪ 2001 3 ሰባት ዝሓቖፈት ስዊዘርላንዳዊት ጉጅለ ሰራሕቲ ፊልም መጺኣ ነይራ። እቶም ሰባት ኣብ'ዚ ዓውድ'ዚ ተሞክሮታት ዝደለቡ ኮይኖም...