Our sources in Asmara have indicated the return of General Teklai Kifle aka "Manjus" after absence of a month and half has returned  to Asmara.

Manjus is the mastermind behind the cross-border smuggling of people and weapons. 

Original message from Asmara :

ተኽለ ማንጁስ ድሕሪ ወርሕን ክልተ ቕነን ሎሚ ሰሙን ኣብ ኣስመራ ብዓይነይ ርእየዮ። እዚ ክሳብ ብኣህጉራዊ ትካላት ብመሸጣ ንግዲ ደቂሰባት ዝጥርጠር፣ ኣብ ኤርትራ ክሳብ ምውሳኽ ስልጣን ፍሊፖስ ገባርን ሓዳግን ዝነበረ፣ ካብ ህዝቢ ተኸዊሉ ድሕሪ ምጽናሕ እንሆ ሎሚ ይቀላቐል ኣሎ።

Latest

ብንያም ስምኦን ተሸላሚ Servant leader for justice Award – 2025 ኰይኑ!

    መስራቲ፡  ዳይሬክተር፡  ጋዜጠኛን በዓል ሞያ ተክኒክን ኰይኑ ንዓመታት ራድዮ ኤረና ዝመርሐን ዘካየደን ብንያም ስምኦን፡  ናይቲ፡  ንኽብሪን ዝኽሪን ተስፋልደት ኣለም መሓረና፡  ድሕሪ  ዕረፍቱ ብስድራቤቱን ኣድነቕቱን ፈተውቱን ዝተጀመረ ንካልኣይ ዓመቱ...