“….ፈነወ ብኸቢድ ናይ ሳተላይት ዕፈና ነቲ ፈነወ ንምዕባስ ተሃቒኑ። እዚ ብኣዝዩ ረቀቕ ተክኖሎጂ ዝተኻየደ ዕፈና፣ ብመን ስለምንታይ ንምንታይ ካበይ ብኸመይ ካብ መዓስ በየናይ ሕጋውነት። እምቢ መልስስ ….ሕቶታት ኣለዎ። በዚ ይኹን በተ ዕላማኡ ብከምዚ መንገዲ እቲ ኤርትራ ሓቀኛን ፍትሓውን ድሃይ ንምዕባስ እንተኾይኑ ከንቱ እዩ።

“ጸሓይ ኢሳያስ” ብሳተላይት ናይ ምዕባስ ፈተን ፈሺሉምኽንያቱ እቲ ሃቐነ ንምልእቲ ጸሓይ ብግርናዕ ኢድካ ክትክውል ምፍታን ስለዝኾነ።

ሚኒስትሪ ዜና ~ 5 ጥሪ 2010 ብደርፊ ይዓጹ.ንዓደየ ንዓደየ!!!ንብል ንዓደየ!!”

“ጸሓይ ኢሳያስ” ብሳተላይት ናይ ምዕባስ ፈተን ፈሺሉ - 4 ክፋል ቃለመጠይቕ - ተዓቢሱ ድዩ ወይስ ሰብ ተመንይዎ ከይሰምዖ ስለዝሓለፈ ኣድህቦ ተሳኢኑ? ንዝብሉ ሕቶታት እዚ ዝስዕብ መልሲ ረኺብና፡

1) ኢሳያስ ብ1978 ኣብ ከተማ ከረን እንከሎ “ይንገር ዝነበረ፣ የልቅስ ዝዋዓለ” - ምንስሓብ ተራእዩ። ወተሃደራት ካብ ኣስመራ ናብ ዓኢላበርዕድ ኣቢሎም ንከረን ይመጹ ኣለዉ ምስተባህለ “ኢትዮጵያ ንከረን ክትሕዛ ማለት ካብ ደርሆ ጸባ ምሕላብ ማለት እዩ” ከምዝነበረ ትዝክሩዶ?።

2) ምልእቲ ጸሓይ ስለዝተኸወለት (ከምኡ እዩ ተረዲኡና) ገለ ናይ ቫይታሚን ዋሕዲ ከይኸትለልና ቫይታሚን ዲ ክንውሕጥ ክንጅምር ወሲንና።

3) እዛ ጸሓይ እንድሕር ተኸዊላ እንታይ መልሰ ግብሪ ዝብል ሕቶ ከይተመለሰ ንወስዶ ስጉምቲ የልቦን።


4) እቶም ጸሓይ ዘይተኸወለና ን4 መዓልቲ ዝሰማዕና ክዳኑ ዘይምቕያሩ ስለዘስተብሃልና ናይ በይኑ ን12*4=48 ትሰርሕ ዘይትበርቕ ጸሓይ ከምዘላ ፈሊጥና።

5) ካብቲ ምስ ኣልጀዚራን ናይ ኢትዮሚድያ ዝገበሮ ሓድሽ ነገር ስለዘይብሉ ኣየስተብሃልናሉን።


Latest

መቓልሕ ርእሰ ዓንቀጽ:- ብሕታውያን ጋዜጣታት ኣብ ሓደጋ

እዘን መርኣያ ንግስነት ዲሞክራሲያዊ ሃዋህው ሃገርና ኮይነን ዘሎዋ ብሕታውያን ጋዜጣታት ኤርትራ፡ ኣብ ህዝቢ ልዑል ተቐባልነት ረኺበን ምህላወን ናይ...

መበገሲ ጉዳይ ተማሃሮ ዩኒቨርስቲ ጠንቅን ህሉው ደረጅኡን ካብ ጉዱሳት ተማሃሮ

እቲ ፍታሕ ናይ'ዚ ንከኹሉ ሃገራቒ ዘሻቀቓለ ጉዳይ ከተርእየና ዝተጸበናያ ዓርቢ ግን ካልእ ሰብ ዘይተጸበዮን ንከኹሉ ዘሕዘነን ዲፕሎማስያቒ ሃስያ(ውሽጣውን...

Eritrea: ኤርትራ ክውንቲ ክትከውን ካብ ዝወዓሉ ንሎሚ: ቃለ-መጠይቕ ምስ ሚኒስተር ጴጥሮስ ሰለሙን

ኣብ ህዝባዊ ግንባር እቲ ክእለት ዝበሃል ካብ ኣብ ውልቀ-ሰብ ዝያዳ ኣብቲ ውድብ ዝሰረጸ'ዩ” ኣቶ ጴጥሮስ ሰለሙን

ጋዜጣ ሰቲት ዓርቢ ነሓሰ 2001 - ዓሚዲ ንመኻኸር

ናይ ዝመጽእ ዝዀነ ይኹን ሳዕቤን ተሓታቲ መንዩ?ሄለን ዩኒቨርስቲ ኣስመራ ኣነ'ውን ኣብ ኣፈታትሓ ግርጭት ርእይቶይ ክህብ፡-ኣበድ ተስፋይ ኩነታት ከተማ ከረን ከመይ ኣሎቴድሮስ ካብ...

Eritrea: Who is Jermano Nati ~ ተጋዳላይ ጀርማኖ ናቲ መን'ዩ?

The following article was posted on asmarino on May 16, 2004 via Dmsi Harnet (Voice of Liberty)

“ዝመረጽናዮም ሚኒስተራት በብተራ ነፍስ-ወከፎም ንሓደ ዓመት ፕረዚደንት ይኾኑ”

ኣብ ወርሒ ጥሪ 2001 3 ሰባት ዝሓቖፈት ስዊዘርላንዳዊት ጉጅለ ሰራሕቲ ፊልም መጺኣ ነይራ። እቶም ሰባት ኣብ'ዚ ዓውድ'ዚ ተሞክሮታት ዝደለቡ ኮይኖም...