ህግደፍ ኣብ ዓባይ ብርጣንያ ከምቲ ቀደም ኣብ መርበብ ሓበሬታቱን ኣብ ፈቐዶ እንዳ ቤት ምግብን መጸዋዕታ ብምጥቃዕ እንተወሓደ ቅድሚ ክልተ ሰለስተ ሰሙን...
ኩሉኹም ኩቡራት ሙሁራትና፡ ብፍላይ ድማ እቶም ትማሊ፡ ንዝተፈላለየ ምኽንያታት፡ ነዚ ስርዓት'ዚ ብዝተፈላለየ ዓቀን ዝሓገዝኩም፡ ሎሚ ልዕሊ ዝኾነ ዩኹን...
ስለዚ ኢና ድማ ንግዝያዊ መንግስቲ ያኣክል ኣንጻር ድልየትና ድልየት ህዝብናን። ስለምንታይሲ ህዝቢ መሪርዎ ኣሎ።ብቅልጡፍ ስልጣኑ ተዘይ ኣረኹቡ ግን ሳዕበኑ...
ብመሰረት ዝኣተናልኩም ቃል ኣብ ዝሓለፈ ጽሑፍና እቲ ንብዙሓት እንኮላይ ንብሪጣንያውያን ኣገሪምዎም ዘሎ ክሳብ ሕጂ “ምኽንያት ምምልላስ ወዲ ገራህቱ ንከተማ...
ብርግጽ! ንህሉዋት ፍልልያትና ከም ቂሐ-ጽልሚ መከናወኒ ስፈ ኣጋጢሞምን፡ ኣስጢሞምን፡ ሰጢሞምን፣ ንወዮ ዝነኣሰ’ውን ብድምቀት ኣብ መንጎ’ቲ ዓቢ ተሰኹዑ...
ንስድሪ(CDRIE): እንተስ ብፍላጥ እንተስ ብምድንጋጽ: ወይ’ውን መትከላታ ብምእማን ናቱ ከምስላ ዝያዳ ናብኡ ከቕርባ ዝደሊ ሓይልን ወገንን እውን ኪህሉ...