ትልሚ፣ ንዘርኢ ክርዳድ 4ይ ክፋል ኣመል ምስ መግነዝ ኢዩ’ሞ፣ ውልቀ-መላኺ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ብፍታዉ ንህዝቢ ኤርትራ ፍትሒ፣ ሰላምን ጽጋብን ክህብ ዝሕሰብ ኣይኮነን። ሓቂ’ዩ! ጎነጽ ክበሃል... Read more ...
ትልሚ፣ ንዘርኢ ክርዳድ 3ይ ክፋል “ሎሚ ኣጋይሽ ይመጽኡና ኣለዉ፣ ውሻጠና ከነጽሪ አለና። ኣንጻር ሰለስተ ሓለፋታት ክትቃለሱ ኣለኩም። ጉልበት ተጋዳላይ ዕርድታት ናብ ምስራሕ ጥራይ ክውዕል... Read more ...
ትልሚ፣ ንዘርኢ ክርዳድ 2ይ ክፋል ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ንሕና ደቂስና እንከለና፣ ንሱ ትኽስ ኣይበለን። ካብ ግዜ ምስላፉ ክሳብ መደምደምታ ውግእ ሓድ-ሕድ 1981፣ ክሳብ ናጽነት ሃገርና፣... Read more ...
ትልሚ፣ ንዘርኢ ክርዳድ 1ይ ክፋል ኣንጻር ኢሳይያስ ዝተዛረበ፣ ዝጸሓፈ፣ ዝመስከረ ወ.ዘ.ተ… ከም ጸረ-ሃገር ዝቖጽሩ ዓቀይቶት፣ ይዋእ! ኢለ ክርስዖም።ብሓቂ ንኤርትራ ዝጸልእ ኤርትራዊ የለን፣... Read more ...
ናብ ንቡር ኣገባብ ንመለስ - መሰል ጡረታ ይከበር (3 ካብ 5) ስርዓት ህግደፍ መዓልቱ ኣኺሉ እዩ። ብድሕሪኡኸ? ናብ ንቡር ኣገባብ ንመለስ - መሰል ጡረታ ይከበር (3 ካብ 5) ሰራሕተኛ መንግስቲ ካብ ለውጢ መንግስቲ... Read more ...
ዲክታተር መንግስቱን ዲክታተር ኢሳያስን ዝፈላለይሉ ነገራት ዲክተተር ኢሳያስ ስልጣኑ ንምሕላው ክብል ነታ ሓንቲ ናይ ጂ15 ቅልዕቲ ደብዳበ ዝፈረመት፣ ተጋዳሊት ጀግና ኣስቴር ፍስሃጽዮን ኣብ ዒራዒሮ ኣብ ጸልማት... Read more ...