ክራርን ከረርቲ፡ኣብ ምድረ-ሓበሻ ክራር፡ኣዚያ ፍትውን ህብብትን መሳርሒት ሙዚቃ ከምዝኮነት ርዱእ ነገር እዩ። ክራር መዓስ እዩ ብዕሊ ጀሚሩ ዝብል ንጹር መልሲ ክትረክበሉ ዘጸገም ኮይኑ... Read more ...
ስንክሳራዊ መረጼን ታሪኽ! ኣብ ጉዕዞ ታሪኽ ሕይወት ወዲ ሰብ ዝኮነ ፍጻሜ ዝሓለፈ ብሓደ መዐየርን መረጼንን ተርራእዩን ተወሲዱን ኣይፈልጥን እዩ።ብዛዕባ ኣፈጣጥራ ወዲ ሰብ ንባዕሉ ኣብ... Read more ...
ንወሃቢ ጸባ ይኽላእ’ዶ ማይ ጨባ፧ ሳልሳይ ክፋል ብዛዕባ ስነ ጥበባዊ መምህር ኣብራሃም ኣፈወርቒ ተዛሪብካ ዝውዳእ ኣይኮነን።እቲ ምንታይ ኣብራሃም ኣብ ስነ ጥበባዊ ዕዮኡ እልቢ ዘይብሉ መልእኽታት ኣስተምህሮ... Read more ...
8 መጋቢት፡ሕላገት መዓልቲ ኹለንተናዊ ነጥበ-መቐይሮ ደቂ-ኣንስቲዮ ትኹን! ካልኣይን ናይ መወዳእታን ክፋል ደሞክራስን ፍትሕን ከም ጭላጭል ኮነ ከም ፈውሲ ጨናን ኣብ ዘይብሉ ሃገር ደሞክራሲያዊ ማሕበር ክህሉ ፍጹም ኣይከ’ኣልን እዩ ዝብል ጽኑዕ እምንቶ ሓሽከት... Read more ...
ኣብነታዊት ጓል ኣንስተይቲ መንእሰይ ደቂ ኣንስትዮ ገለ ኣፋፍኖትን ፍናን ተረኺበን እዚየን ዕውታት ከምዝኮና ብዙሕ ኣብነታት ኣለና እዩ።ኣብ ሓይሊ ኣየር ከም እኒ ራሕዋ ግብረክርስቶስ፣ ኣብ... Read more ...