መጋረጃ ይቀንጠጥ 23 መጋረጃ ይቀንጠጥ ኣኺሉ መዓልቱ ኤርትራውያን ንዛረብ መዓጹ ካብ ተኸፍቱ ክንደይሻዕ ክንሕባእ ኣብ ቀሚሽ ክንኣቱ ይኣክል ናይ ብርዒ፡ ይገለጽ... Read more ...
ትዕዝብቲን መርገጺን ኣብ ጉዳይ ኤርትራዊ ሃገራዊ ዲሞክራሲያዊ ባይቶ መርበብና ምስቲ ፍትሕን ሰላምን፡ ሰብኣዊ መሰላትን ዲሞክራሲን ዝብሉ ዓበይቲ ሕቶታት፥ ብመገዲ ሃገራዊ ዋዕላን ሃገራዊ ዕርቂን ስኒትን ምርግጋጽ ዝብሉ... Read more ...
መሕወዪ ግብሪ!’ ኣታ ሓወይ! ቅንጥው እስከ’ብላ ስጋኻ ክተረጋግጽ ብሓቂ እንተሊኻ ‘ኣለኹ፡! እንተልካኸ ምሰየንኖት ኢኻ ምስ ዕሱባት! ምስ ዝኑባት! Read more ...
መርበብ ሲቪላዊ ማሕበራት ኤርትራ ኤዉሮጳ (NECS)፡ ተመክሩኡ ብምግምጋም ኣብ ሃገራዊ ባይቶ ንደሞክራሲያዊ ለዉጢ ንዘሎዎ ኣባልነት ክቕጽል ወሲኑ። ብዘይካ እዚ መርበብ ሲቪላዊ ማሕበራት ኣብ ኤዉሮጳ (NECS) ነቲ ንሲቪላዊ ማሕበራት ኣብ ክንዲ መሻርኽቲ መዋዳድርቲ ፖለቲካዊ ስልጣን ጌሩ ዝርእይ፡ ነጻጊ... Read more ...
ዝኽሪ ሰማእታት ኣብ በይ-ኤርያ ካሊፎርኒያ ሕልሚ ስዉኣትና ምእንቲ ሓራ መሬት ኤርትራ ጥራሕ ዘይኮነ ሰብኣዊ መሰላቱ ዝተሓለወ ሓራ ህዝቢ ኤርትራ ክርእዩ ምንባሩን ሕልሞም ክሳብ ዝገሃድ ድማ ብሓባር... Read more ...
መልቀስ ድሓንኩን ተጋዳላይ ተኸስተ ተወልደ ዘወልዲ!!!!!!!!! ኣንታ ሓወይ ተኸስተ ተጋዳላይ ተባዕ ጂግና ኔርካ ተወርዋራይ ከም ኢራብዶ! ክብለካ ዘላላይ ነብሪዶ! ክብለካ ካብ ገደል ነጣራይ ወይስ ነስሪ ነፋሪ ኣብ... Read more ...