ሓቂ ዝመስል ናይ ስሓቂ ሎምኸ ንዘውድዶ ንወርቂ? ንርብዒ ዘመን መመላእታ፡ ኣብ ኤርትራ ሳዕሪሩ ዝገዝእ ዘሎ፡ መስፍንነት ዝናን-ባህታን መቸም፡ ንጎራዙት ኣማእሚኑ፡ ንጎናብለ ከም ምክትን ተስታይን ቀጥቂጡ... Read more ...
ዕውት ሰላማዊ ሰልፊ ብውሑዳት ሰባት ኣንጻር ናይ “ክሕደትን ሓሶትን ፈስቲቫል-ህግደፍ” ኣብ ሆላንድ ህግደፍ ብዕለት 19, 20 ከምኡውን 21 ናይዚ ወርሒ፡ ኣብ ራይስቫይክ ዝተባህለ ከባቢ ደን-ሃኽ (Den Haag) ነቲ መታለሊ ህዝቢ “ፌስቲቫሉ” ኣካይዱ።... Read more ...
ንምንታይ ድሕሪ ናጽነት ደሞክራሲያዊ መንግስቲ ዘይቆመ? (ቀዳማይ ምዕራፍ ሻብዓይ ክፋል) ዝዀነ-ዀይኑ፡ ኣብዚ መበል ሻድሻይ ክፋል ናይቲ ብተኸታታሊ ኣብ ትሕቲ "ንምንታይ ድሕሪ ናጽነት ደሞክራሲያዊ መንግስቲ ዘይቆመ?" ዝብል ሓፈሻዊ ኣርእስቲ ... Read more ...
መበቆላዊ ሰነድ ራኢታት ተ/ይ ቢተወደድ ኣብራሃ (2ይ ክፋል) ናይ ሰራሕተኛታት ኣተኣታትዋ፡ ንግዲ ፍቓድ፡ ካሕሳ ገንዘብ ዝተዋህቡ ዕድመ ኣጋይሽ ኣብ ሆቴል ዘርኣይ ደረስ፡ ክራይ ኣባይቲ፡ ዝሸጠቶ ወዘተረፈ ዝምልከት፡... Read more ...
መጋረጃ ይቀንጠጥ 24፡ ንኽብሪ ዉጻእ መዓት መሪሕ ፍትዊ፡ መሪሕ ፍትዊ ምስሊ ኤርትራ። መሪሕ ህጻን ረኺቡ ጸበባ ደገ ወጺኡ ተዲፊኡዎ ኣልባ ሃንደበት ሸፈንዎ ብጀለብያ ዓለባ ድምጺ ዘይብሉ ተኸዲኑ ግርባ ተሰቅለ መኪና... Read more ...
ኩሉ ትፈልጦ ካብ ምዝራብ፤ ትዛረቦ ምፍላጥ እምረጽ፤ እብሉ ለባማት ብዓሰርተታት ኣሽሓት ዝቑጸሩ ብዘይ ኣፋላላይ ዓበይቲ ንኣሽቱ፤ ተባዕታይ ኣንስታይ ከይፈላለየ ሃገር ንኸጽንት፤ ንዓሰርተታት ዓመታት ብርሃን ዘምጽኡ ጀጋኑ ከም... Read more ...