ናብ  ኩቡራት ሙሁራት አሕዋትና ኤርትራዊያን አብ ሙሉኡ ዓለም ዘሎኽም !!!

ድሕሪ ሙሙቅ  ሰላምታይ,,  ካብ  ኩሉ  ኩርናዓት  ዓለም ዝባሃል  ዞሎ  ቦአኹም  ከሙኡ  ካብ  ሙሉኡ  ህዝቢ  ኤርትራን፤ አበይ  አሎው  አሕዋትና  ሙሁራት  ፋተውቲ  ሙሉኡ  ህዝቢ  ኤርትራ  እብሉኹም  አሎው ::

እዝአ ንኡሹተይ  መልእኽቲ  ካብ  ኩሉ  ኩርናዓት  ዓለም  ዝባሃል  ዞሎ  ካብ  ኤርትራዊያን  አሕዋትኩምን  አሐትኩምን  ህዝቢና  ዝወርዶ  ዞሎ  ዓቢ  ግፋዒ  አብ  ሃገርና  ኤርትራ  ንሐገዝኩም  ከምቲ  ናይ  ትማሊ  እምባአር  አብ  ዝሐለፋ ንናጽነት  ኤርትራ  ዝተገብረ  ሐገዛት ብሙሁራትና  አሕዋትና  እዚ  ዘይባሃል  ሐገዛት  እዩ  ነይሩ::

ንአብነት  አብ  ናይ  ወጻኢ  መንንግስታት  ቤትጽሕፋታት  እንዳ  አቶኹም: አብ  ናይ  ሁማን  ራይት  ወዘተ  እንዳ  ቦልኩም  ቡዙሕ  ጻዓሪ  አካይትኩም  ኢኽም::

ብሐቂ ድማ ጽዕርኩም ኢኽም እዚ ቅያ እንዳ ሰራሕኩም ኽሳብ ናጽነት ኤርትራ ከምቶም ጀጋኑ ተጋደልትና በጃ ዘሐለፉ ግደ ሙሁራትና ውን ታሪኻዊ ዝኾነ ዓወታት አመዝጊቡክም ኢኽም   ብሙሁራትና ዝገቦርኩሞ ታሪኻዊ ዝኾነ እዩ ነይሩ እዚ ታሪኻዊ ዝኾነ ብዓወት ምስ ተዛዘመ  ዓድና ናጻ ኮይና ኢልኩም ውን  ብአሻሐት ዶላር ዶሞዝኩም ሐዲክም ንዓድና ኽነማዒብል ዝቦልኩ,ሞ ቁጽርኽም ውሑዳት ከምዘይ ነቦርኩም ሙሉእ ህዝቢ ኤርትራ እምስኩሮን እፎልጦን እዩ::

ግን ከም ጻዓሪ ታሪኽ,ም ብዝገቦርክ,ሞ ዓወታት ብወገን ህግደፋዊያን ግን በኒኑ እዩ ተሪፉ ብዘይ ሐደ መዘከርታ ወይ ክምባዓሎም ዝገቦሩዎ ኮይኖም እዮም ቀሪቦም አብ ህዝቢ ኤርትራ ገለ ካብቶም ተባዓት ሙሁራት ቢሹሞም ምጠቀሱኩ ነይረ:: ግን ንግዜ ንሕዶጎ ጽቡቅ ወይ ሕማቅ ግዜ እወስድ እምበር ኩሉ ክወጽእ እዩ

አቤናይ  ወድብ  አይኮነን  ኔሩ እቲ  ሕልሚ  ኤርትራዊያን  ዝነበረ  ወላ  ተባኢሶም   ናጽነት  ሃገርና  እምበር ብሐባር ታዓሪቀና ብሐጎስ ክነብር እዩ ነይሩ ሕልሚ ኩሉ ኤርትራዊ  አይኮነን ግን ፋቃድ  አምላኽ  ኮይኑ  ሙሁራት  አሕዋትና  አሐትና  ህዝቢ  ኤርትራ  ካብቲ  ናይ  ጸላኢ  ዝጎብሮ  ዝነበረ  ብተዓጻጸፍ ሞትን ውግእን እስርቤትን መንእሰይ ዘይማሃረላ ዓዲ ረመጽ ኮይናቶም ዶኾን ይሐልፋ ዝቦሎዎ አብ ስደት ንርኢዮ አሎና:: አብ ዓለም ተሪኢዩ ዘይፋልጥ ሐደጋታት የሕልፉ አሎ መንእሰያት ኤርትራ::

ህዝቢ ኤርትራ ሽግርን ምስ ደቁ አብ ሕማቅ ኩነታት እርከብ አሎ ብህግደፋዊያን ብዓሰርተ ኢድ ጸላኢ ይሕሸና አብ ዝቡለሉ በጽሑ አሎ መስኪን ህዝቢ ኤርትራ እዚ ከም ዞሎ ውን ትፎልጡ ኢኹም ብዝሐለፋ ህግደፋዊያን ዝገቦሩዎ አብ ርእሴኽም ሕማቅ ተግባራት: ቡኡኡ ሕርቓን እንታይ,ዶ ረኺብና ኢና ኢልኩም ርእሱኹም ካይ,ድነንኩም ታሪኽኩም እፎልጦ እዩ ኩሉ ህዝቢ ኤርትራ ግዜ አሎዎ ንኹሉ ከምዝባሃል ትዕግስቲ::

ስለዚ ኩቡራት ሙሁራት አሐትን አሕዋትን ብኸመይ ነድሑኖ እዚ መዓት ወሪዱ ዞሎ አብ ሃገርና ኤርትራ ነዓኹም ንሐድጎ ???

ሰላም ንሙሉእ ህዝቢ ኤርትራ ሰላም ንኩላትና አብ ወጻኢ እንርከብ ምስ ቡዙሕ እቅረታ ደቂ ሃገር ስለዝኾንኩም ሃገርና ኤርትራ ተሕልፎ ዘላ ዓለም ዝርኢዮ ዞሎ ትሪኢዎ ዮሎኹምን ማለተይ አይኮንን ከም ደቂ ሃገር ማለተይ እዬ !!!!

 

ዓወት ደለይቲ ፈትሒ ኤርትራዊያን!!

ዓወት ንህዝቢ ኤርትራ!!

ዘለአለም ዝኽሪ ኽብርን ንጀጋኑና ስውአትና!!

 

ሃይለ ፋረዝጊ


Latest

መቓልሕ ርእሰ ዓንቀጽ:- ብሕታውያን ጋዜጣታት ኣብ ሓደጋ

እዘን መርኣያ ንግስነት ዲሞክራሲያዊ ሃዋህው ሃገርና ኮይነን ዘሎዋ ብሕታውያን ጋዜጣታት ኤርትራ፡ ኣብ ህዝቢ ልዑል ተቐባልነት ረኺበን ምህላወን ናይ...

መበገሲ ጉዳይ ተማሃሮ ዩኒቨርስቲ ጠንቅን ህሉው ደረጅኡን ካብ ጉዱሳት ተማሃሮ

እቲ ፍታሕ ናይ'ዚ ንከኹሉ ሃገራቒ ዘሻቀቓለ ጉዳይ ከተርእየና ዝተጸበናያ ዓርቢ ግን ካልእ ሰብ ዘይተጸበዮን ንከኹሉ ዘሕዘነን ዲፕሎማስያቒ ሃስያ(ውሽጣውን...

Eritrea: ኤርትራ ክውንቲ ክትከውን ካብ ዝወዓሉ ንሎሚ: ቃለ-መጠይቕ ምስ ሚኒስተር ጴጥሮስ ሰለሙን

ኣብ ህዝባዊ ግንባር እቲ ክእለት ዝበሃል ካብ ኣብ ውልቀ-ሰብ ዝያዳ ኣብቲ ውድብ ዝሰረጸ'ዩ” ኣቶ ጴጥሮስ ሰለሙን

ጋዜጣ ሰቲት ዓርቢ ነሓሰ 2001 - ዓሚዲ ንመኻኸር

ናይ ዝመጽእ ዝዀነ ይኹን ሳዕቤን ተሓታቲ መንዩ?ሄለን ዩኒቨርስቲ ኣስመራ ኣነ'ውን ኣብ ኣፈታትሓ ግርጭት ርእይቶይ ክህብ፡-ኣበድ ተስፋይ ኩነታት ከተማ ከረን ከመይ ኣሎቴድሮስ ካብ...

Eritrea: Who is Jermano Nati ~ ተጋዳላይ ጀርማኖ ናቲ መን'ዩ?

The following article was posted on asmarino on May 16, 2004 via Dmsi Harnet (Voice of Liberty)

“ዝመረጽናዮም ሚኒስተራት በብተራ ነፍስ-ወከፎም ንሓደ ዓመት ፕረዚደንት ይኾኑ”

ኣብ ወርሒ ጥሪ 2001 3 ሰባት ዝሓቖፈት ስዊዘርላንዳዊት ጉጅለ ሰራሕቲ ፊልም መጺኣ ነይራ። እቶም ሰባት ኣብ'ዚ ዓውድ'ዚ ተሞክሮታት ዝደለቡ ኮይኖም...