ሃሃሃሃሃ… ኣንትን ኣህባይ !
እንታይ ተሳኢኑ ሳላ ሕጊ-ግደፍ፡ ሺሻይ መሊኡ፡ ጸጊብና ንሓድር ኣለና ፡ ሕጊግደፍ ደው ይበለልና ግዳ ዘይትብላ!

ሓንቒቕክን …………..
ሕንቃቐ ኢዩ ዘቕብጠክን ዘሎ!
ኣሃሃሃሃሃሃ ….ሕንቃቐ

እዋይ እዋይ !

ኣንቲ ዋጭል ሓብተይ !
እዚ ዓዘራ ዘረባስ፡ ብሓቂ፡ ካብዚ ጋውና መራሒና ዲዩ ወጺኡ !

እዋይ ተኾርሚኻ ሞት !

በዓል ዋጭል ! ኣይትሰንብዳ !

ንስኻትክን ደኣ ዘይትፈልጣ ኰይንክን እንበር፡ ዓርከይ ጋውና ኣብ ርእስና ሸሸ ካብዝብለልናስ ፡ መዋእል ገይሩ ኢዩ ። ሓንሳእ ሓንቂቕኩም ይበለና ፡ ነናሓንሳእ ከኣ ጠስምን መዓርን

ተሰኪመ ኣይመጻእክኹምን እብለና።
እህህህህእ !

ደሓን ኣጆኹም ! ኣይተስተማስሉ !

ጋውና ንሓጺር እዋን ኢዩ ዝነብር ። እቲ ኣብ መዓኮሩ ተጠፍጢፉ ዘሎ ስጋ ድማ ኣየናብሮን ኢዩ ። እቲ ዝጠፍጠፎ ስብሒ ለኪምዎ ክኸይድ ኢዩ ። ኶ግዲ የለን ፡ መን ምስ ነበረ

ክነብር !

የርህዎ ኣምላኽ/Yerhewo AmlaK

Latest

መቓልሕ ርእሰ ዓንቀጽ:- ብሕታውያን ጋዜጣታት ኣብ ሓደጋ

እዘን መርኣያ ንግስነት ዲሞክራሲያዊ ሃዋህው ሃገርና ኮይነን ዘሎዋ ብሕታውያን ጋዜጣታት ኤርትራ፡ ኣብ ህዝቢ ልዑል ተቐባልነት ረኺበን ምህላወን ናይ...

መበገሲ ጉዳይ ተማሃሮ ዩኒቨርስቲ ጠንቅን ህሉው ደረጅኡን ካብ ጉዱሳት ተማሃሮ

እቲ ፍታሕ ናይ'ዚ ንከኹሉ ሃገራቒ ዘሻቀቓለ ጉዳይ ከተርእየና ዝተጸበናያ ዓርቢ ግን ካልእ ሰብ ዘይተጸበዮን ንከኹሉ ዘሕዘነን ዲፕሎማስያቒ ሃስያ(ውሽጣውን...

Eritrea: ኤርትራ ክውንቲ ክትከውን ካብ ዝወዓሉ ንሎሚ: ቃለ-መጠይቕ ምስ ሚኒስተር ጴጥሮስ ሰለሙን

ኣብ ህዝባዊ ግንባር እቲ ክእለት ዝበሃል ካብ ኣብ ውልቀ-ሰብ ዝያዳ ኣብቲ ውድብ ዝሰረጸ'ዩ” ኣቶ ጴጥሮስ ሰለሙን

ጋዜጣ ሰቲት ዓርቢ ነሓሰ 2001 - ዓሚዲ ንመኻኸር

ናይ ዝመጽእ ዝዀነ ይኹን ሳዕቤን ተሓታቲ መንዩ?ሄለን ዩኒቨርስቲ ኣስመራ ኣነ'ውን ኣብ ኣፈታትሓ ግርጭት ርእይቶይ ክህብ፡-ኣበድ ተስፋይ ኩነታት ከተማ ከረን ከመይ ኣሎቴድሮስ ካብ...

Eritrea: Who is Jermano Nati ~ ተጋዳላይ ጀርማኖ ናቲ መን'ዩ?

The following article was posted on asmarino on May 16, 2004 via Dmsi Harnet (Voice of Liberty)

“ዝመረጽናዮም ሚኒስተራት በብተራ ነፍስ-ወከፎም ንሓደ ዓመት ፕረዚደንት ይኾኑ”

ኣብ ወርሒ ጥሪ 2001 3 ሰባት ዝሓቖፈት ስዊዘርላንዳዊት ጉጅለ ሰራሕቲ ፊልም መጺኣ ነይራ። እቶም ሰባት ኣብ'ዚ ዓውድ'ዚ ተሞክሮታት ዝደለቡ ኮይኖም...