ካምፖ ቺንታቶ ወሊዳ ኮምብሽታቶ! ስምብራት ፈረንጂ ኣብ ጉዳይ ኤርትራ ኣብ ፖለቲካ ጥራይ ኣይነበረን። ካልእስ ይጽናሕ ደሓን ንቦታን ብልዕን ምሕዛእ’ውን ኣይገደፈን፡ ንምባል’የ... Read more ...
“ስሉሳዊ ዝምድና” ዶ ክልተኣዊ ዝምድና? ኣብ ናቕፋ ቤ/ት ካድር ጀነራል ስብሓት ዘቕርቦ ሰፊሕ ለክቸር ኣሎ፡፡ ካብ አስተምህሮታቱ ገለ ጥቕስታቱ “ምትእስሳርን ሓድነትን ሰለስተ ዓበይቲ ሃገራዊ... Read more ...
ኢዮቤልዩ ፈለግ ደም ኣይትዓሽዉ ኣሕዋት! ብዘይምስምማዕን ምርድዳእን ፍጹም ኣብንበጽሖ የብልናን። ንምዃኑ ታሪኽ ኣይተሰነደን ዲዩ ሎሚ ድሕሪ 25 ዓመታት ሓመድ-ድበ ናደው... Read more ...
“ኣብዚኣ…ኣብዚኣ…ብዛዕባ ሰልዲ!” 25 ግንቦት 2012 ኣሃዱ ክ/ሰ 525 ካብ ማእከላይ ቦትኣ (ከባቢ ዓላ) ናብ ጸጋማይ ክንፊ ማእከላይ ግንባር ከባቢ ሰንዓፈ ሃንደበት ተጓዒዛ፡ ን3ተ ለይቲ... Read more ...
እቲ ሓቂ እዚ’ዩ ኣብዚ ተኣፋፊ መድረኽ ጉዕዞ ቃልስና፡ ኣተኩረና ንመላኺ ስርዓት ህግደፍ ኣብ ምእላይ ዝቐንዐ ንጥፈታት ምክያድ’ዩ ዝግባእ ኔሩ፡ እንተኾነ ኣብዚ ክልተ ዓመታት... Read more ...
ኣብዚኣ…ኣብዚኣ…ብዛዕባ ሰልዲ! ዕለት 21 ጥሪ 2013 ምሸት ሰዓት 9፡00 ኣብ ሓላይ ዝነበራ 2ተ ብርጌዳት ሃንደበት ብ4 ዓበይቲ በጠሓት ብቅጽበት ንደቀምሓረ ሓሊፈን ኣብ ምድማር መገዲ... Read more ...