ኣራራት ኢዮብ   ብሰናይ ሓልዮት፡ ንፍትሒ ትምድር ስለ ብዱል፡ ትሓዝን ትጽዕር በዓልቲ ሕልና፡ ንክዉን ትነግር ቅንዕቲ ሰብ፡ ንሓቂ ትምስክር፤  
Show more post

Latest

ብንያም ስምኦን ተሸላሚ Servant leader for justice Award – 2025 ኰይኑ!

    መስራቲ፡  ዳይሬክተር፡  ጋዜጠኛን በዓል ሞያ ተክኒክን ኰይኑ ንዓመታት ራድዮ ኤረና ዝመርሐን ዘካየደን ብንያም ስምኦን፡  ናይቲ፡  ንኽብሪን ዝኽሪን ተስፋልደት ኣለም መሓረና፡  ድሕሪ  ዕረፍቱ ብስድራቤቱን ኣድነቕቱን ፈተውቱን ዝተጀመረ ንካልኣይ ዓመቱ...