ሓበረታ ካብ ኣስመራ
 

[11:03 AM, 10/31/2017] እቲ መደብ ብ ተመሃሮ ኢዩ ተኻይዱ፡ ካብቶም ቀንዲ መበገሲ ጉዳያት ድማ፡ እቲ ዝበልኩኻ፡ ጉዳይ ማዕተብ ኣይትግበሩ፡ ን ኣስላም ድማ መንዲል ኣይትግበራ.
[10/31, 8:48 PM] ሕጂ ኣስመራ ብፍላይ ኣኽራይ፡ ከተማ....ኣብ ትሕቲ ሓያል ሓለዋ ኣለዋ።
[10/31, 8:48 PM] ኣብ ኣኽርያ ድማ ብዙሕ ሰብ ይእሰር ኣሎ።
[10/31, 8:52 PM]  ካብ ኣኽርያ ተበጊሶም፡ ናብ ዓቢ መስጊድ....ኣብ መስጊድ ተሰማሚዖም፡ ብ ማእከል ከተማ ገሮም ናብ ቤት ጽሕፈት ፕረሲደንት ሰልፊ ገሮም እንዳ ኸዱ፡ ፖሊስ ኣብ ሚኒስትሪ ትምህርቲ ኣድብዮም ጸኒሖም ቶኽሲ ምስ ከፈትሎም፡ ብ ዳርባ እምኒ ተባኢሶም
[11:04 AM, 10/31/2017] እቶም ኣስላም ኣብ መስጊድ፡ ኣሕዋትና ክርስትያን ሓግዙና፡ እዚ ናይ ኩላትና ስራሕ ኢዩ


Latest

ብንያም ስምኦን ተሸላሚ Servant leader for justice Award – 2025 ኰይኑ!

    መስራቲ፡  ዳይሬክተር፡  ጋዜጠኛን በዓል ሞያ ተክኒክን ኰይኑ ንዓመታት ራድዮ ኤረና ዝመርሐን ዘካየደን ብንያም ስምኦን፡  ናይቲ፡  ንኽብሪን ዝኽሪን ተስፋልደት ኣለም መሓረና፡  ድሕሪ  ዕረፍቱ ብስድራቤቱን ኣድነቕቱን ፈተውቱን ዝተጀመረ ንካልኣይ ዓመቱ...