ወላዲተየ መከራ ተኸደ መከራ
ሽግር ምውዳእ ኣቢዋ ኤርትራ
ወላዲተየ ከም ሓሰር ተበቲኑ ህዝበይ
ዘርኢ ምድሪ ኮይኑ መቕርበይ
ኣደየ መመሊሰ ካብ ጸላም ናብ ጸላም
ንጽውዕ ኣለና መዝሙር ሰላም
ኣጆኺ ኣደየ ስለ እቲ ዓቢ ርስቲ
ምስ ኣሕዋተይ ኣለኹ ይመክር ይዝቲ።


Latest

ብንያም ስምኦን ተሸላሚ Servant leader for justice Award – 2025 ኰይኑ!

    መስራቲ፡  ዳይሬክተር፡  ጋዜጠኛን በዓል ሞያ ተክኒክን ኰይኑ ንዓመታት ራድዮ ኤረና ዝመርሐን ዘካየደን ብንያም ስምኦን፡  ናይቲ፡  ንኽብሪን ዝኽሪን ተስፋልደት ኣለም መሓረና፡  ድሕሪ  ዕረፍቱ ብስድራቤቱን ኣድነቕቱን ፈተውቱን ዝተጀመረ ንካልኣይ ዓመቱ...