“ሓሊፍዎ ንመንግስቱ” ሙዃን ከኣ….ቀበሌ ዶ ከይሰንፎ ንድኳን ርትዒ…ዕራዒሮ ዶ ከይሓምቖ ንማሪያም ግቢ….ውትድርና እውን ተሰምዩ ኣሎ ኣገልግሎትባርነት ዶ ከይንእሶ ነቲ... Read more ...
ናብ ዝኸበርኩም ኣቕሽሽትን: ፓስቶራትን: ድያቆናትን: አገልገልትን ምእመናንን አብ ወጻኢ ትርከቡ ቤተ-ክርስትያናት ካብ ዝዕጸዋ ድሮ ሸውዓተ ዓመት ኮይኑ። ብኻልእ አዘራርባ አብ ሃገርና ቤተ-ክርስትያን ዘይፈልጥ ወለዶ ይፍጠር አሎ። ጳጳስ ናይ ተዋህዶ... Read more ...
EPP’s Woldeyesus Ammar attacks Isayas’s military adventures. All past actions and reactions of Isayas Afwerki have proven beyond doubt - to all sensible... Read more ...
ሀገራዊ ዕርቂ ድልድል ንሀገራዊ ዋዕላ!! እታ ንኲላትና ሒዛ ዘላ መርከብ ነቲ ተሰቂሉዋ ዘሎ፤ዜጋ መአስ መጸ፤አበይ ነበረ፤እንታይ በለ፤ እንታይ ገበረ፤ ዝብል ሕቶ አይተቅርብን ኢያ።ንአአ ( ነታ... Read more ...
ኣብ ዘይ ሰምዓካ ደብሪ ከድካ ኣይትማህለል ዝብል፡ ተረት ምስ ናይ እዋኑ ሽግር ህዝብታትና ዝቃዶ፡ ወዮድኣ ሕማም ሕርሲ ተረስዓይ ኮይኑ እምበር ውልቀ መላኺ ኢሰያስ፡ ሃገርና ኣብ ኢዱ ካብ እትወድቕ ጀሚሩ ዋላ ንኸምስል ብጀካ ምስትንዓቕን ምንሻውን ክሲ... Read more ...
ምጽውዋር ምስ ዝህሉ ርእይቶታት ይምዕብሉ ምስ ጉዕዞ ነቲ ክኽውን እንደልዮ ብውዱእ እንተዳኣ ተቐሪብ ናሉ፣ ዘይጸኒሕና ኣብ ክንዲ ብስምምዕ ንዝጽበየና ዘሎ ሃገራዊ ዕንወት ኣብ ምሕዋይ ንዋፈር... Read more ...