ኣብ ካልእ ዓለም ኣህዛብ ንሓደ ግዳይ ዝኾነ ዜግኦም ሚልዮናት ክነዓውሉ እናረኣኻ ተመሊስካ እብ ሃገርና ንሚልዮናት ዉጹዓት ዉሑዳት ክሓትሎም ዘይምኽኣሎም...

  ኣዴታት ተኣኪበን ይበኽያ የእውያ ደቀይደቀይ ይብላ      ርእሰን ይነጽያ ኣፍልበን ይሃርማ ይመስለኒ ድሙቕ ጓይላ  ይዓብዳ ይዘላ ይጽለላ  ኣባዲ...
Show more post