Asmarino Fundraising: Because There Is So Much More to Be Done!

 

Eritrea: Asmarino tribute to Ararat Iyob

Video
AI Staff 2018-01-19
ኣራራት ኢዮብ   ብሰናይ ሓልዮት፡ ንፍትሒ ትምድር ስለ ብዱል፡ ትሓዝን ትጽዕር በዓልቲ ሕልና፡ ንክዉን ትነግር ቅንዕቲ ሰብ፡ ንሓቂ ትምስክር፤  

In Loving Memory: Ararat Iyob.

Video
AI Staff 2018-01-18
It is with great pain that we infom you that a few days ago we have lost one of Asmarino's pioneer columnist Ararat Iyob.

Eritrea New Year Message by Abeba Tesfaghiorgis Part 2 ~~ ካልኣይ ክፋል መልእኽቲ ሓድሽ ዓመት ብኣበባ ተስፋገዮርጊስ

Video
Abeba Tesfaghiorgis 2018-01-18
እንሆ እምበእር መወስኽታ ዝሐለፈት መልእተይ ወዲኤ። ካብተን ናይ ሎሚ መዓልቲ ከቅርበን ዝበልኩ ነጥብታት ብሓንቲኤን ክጅምር፡ ቀዳመይቲ፡ ወትሮ መዓልቲ ህጹጽ ቆላሕታ’ኳ ዘድልዮ እን...

Eritrea: New Year Message by Abeba Tesfaghiorgis ~~ መልእኽቲ ሓድሽ ዓመት ብኣበባ ተስፋገዮርጊስ

Video
AI Staff 2018-01-06
ኢሳያስ ነቲ ብግብሩ “እቲ ሃገር ናተይ፡ ወናኒ ባሕርን ባህርያዊ ሃብትን ባዕለይ ዉጹ እንተዘይወጻእኩም ድማ ይኣስረኩም የሕቅቀኩም፡ የጥምየኩም፡ ግዳይ በቢዓይነቱ ሕማማት ትኾኑ፡ ም...

Eritrea: Abeba Tesfaghiorgis - mengedi dHan jemiru Part 2 | መንገዲ ድሓን ጀሚሩ ካልኣይ ክፋል

Video
AI Staff 2017-12-17
እታ ብጥቅምቲ 31, 2017 ዓ.ም. ኣብ ቤት ትምህርቲ ኣል ድያእ ኣል-እስላምያ ኣብ ኣኽርያ  ዝተወለዐት ሽግ ዋላ  ቀሸም ወሲኽና ሃልሃል ነብላ፡ ናይ ኤርትራ ሰማይ ብብርሃን ክትቀዶ፡ ተጻዒኑና ዘሎ...

Eritrea Poem - Inda alu (እንዳ ኣሉ) ሰለሙን ይከኣሎ

Video
ሰለሙን ይከኣሎ 2017-12-13
ሕጂ‘ኸ እንታይ ይበሉ፡ እንዳ ኣሉ ብኣልቦ መብጻዓታት ነዊሕ ዝኾብለሉ ኣነስ እሰግእ‘የ ኣእምሮኦም ከይከውን ዘቢሉ ወይ‘ክኣ ኣእዛኖም ደስኪሉ ድምጺ ውጹዕ ዘየስምዑ፡ ተማህሊሉ ኣእትይዎም...

Eritrea: kidan Tbeb zelewo mShet ኪዳን ጥበብ ዘለዎ ምሽት

Video
ገብረ ገረዝጊሄር ጂጂ 2017-12-09
ስነጥበብ ንዘመናት ዝነብር ታሪኽ እዩ፡ ስለ ዝኾነ እዩ ከኣ ኩሉ ስነጥበባዊ፡ ስርሓቱ ክስንዶ ብዙሕ ጻዕሪ ዘካይድ። ህዝቢ ዓለም ከኣ ነቲ ስነጥበባዊ ዝሰነዶ ሰሚዑ ወይ ርእዩ ብዙሕ ታሪኽ...

Videos

Latest Comments

Announcements