ዋሕዚ ኤርትራውያን ስደተኛታት ካብ ቤት ማእሰርትታት ግብጺ፤ ናብ ኢትዮጵያ ይቅጽል ኣሎ፡፡
12 ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣዲስ-ኣበባ ኣትዮም!!

ካብ 2-17 ኣዋርሕ ኣብ  ቤት-ማእሰርቲ ግብጺ ክሳቐዪ ድሕሪ ምጽናሕ፡ ሎሚ 03 መስከረም 2010  ብሰላም ኣዲስ-ኣበባ ኣትዮም፡፡ ካብዞም ሎሚ ዕለት ዝኣተዉ ኤርትራውያን ስደተኛታት እቶም 7ተ ወተሃደራት ናይ ስርዓት ህግደፍ ዝነበሩ ክኾኑ ከለዉ 3ተ ደቲ-ኣንስትዮ ይርከብኦም፡፡

ኣብ ወርሒ ነሓሰ 2010 ካብ ቤት ማእሰርትታት ግብጺ ናብ ኢትዮጵያ ዝኣተዉ ኤርትራውያን ስደተኛታት፡ ሰንጠረጅ ንመልከት፡-

ተ.ቁ    ዝኣተዉሉ ዕለት    ብዝሒ ዝኣተዉ
1.    03/08/2010    6
2.    05/08/2010    8
3.    08/08/2010    8
4.    12/08/2010    37
5.    17/08/2010    33
6.    19/08/2010    36
7.    24/08/2010    18
8.    26/08/2010    15

ጠቅላላ ድምር ኣብ ወርሒ ነሓሰ 2010 ዝኣተዉ    ………………….161

ኣዲስ-ኣበባ ኣብ ዝኣተውሉ ሰዓት፡ ምምሕዳር ቤ/ጽሕፈት ጉዳይ ሰደተኛታትን ካብ ስደት ተመለስትን ኢትዮጵያ፡ ድሙቕ ኣቀባብላን ቀዳማይ ረዲኤትን ድሕሪ ምሃብ፡ ናብ ኤርትራውያን ስደተኛታት ዝርከብሉ መዕረፊ ቦታ ኣፋንይዎም፡፡

ክሳብ ሎሚ ዕለት፡ ካብ ግብጺ ናብ ኢትዮጵያ ዝኣተዉ ኤርትራውያን ስደተኛታት፡ ምስ ወርሒ ነሓሰ 2010 ዝኣተዉ ደሚርካ፡ ቁጽሮም 1637 በጺሑ ይርከብ፡፡

ምስሊ ናይቶም ሎሚ ዝኣተዉ ብኸፊል!!

 


Latest

መቓልሕ ርእሰ ዓንቀጽ:- ብሕታውያን ጋዜጣታት ኣብ ሓደጋ

እዘን መርኣያ ንግስነት ዲሞክራሲያዊ ሃዋህው ሃገርና ኮይነን ዘሎዋ ብሕታውያን ጋዜጣታት ኤርትራ፡ ኣብ ህዝቢ ልዑል ተቐባልነት ረኺበን ምህላወን ናይ...

መበገሲ ጉዳይ ተማሃሮ ዩኒቨርስቲ ጠንቅን ህሉው ደረጅኡን ካብ ጉዱሳት ተማሃሮ

እቲ ፍታሕ ናይ'ዚ ንከኹሉ ሃገራቒ ዘሻቀቓለ ጉዳይ ከተርእየና ዝተጸበናያ ዓርቢ ግን ካልእ ሰብ ዘይተጸበዮን ንከኹሉ ዘሕዘነን ዲፕሎማስያቒ ሃስያ(ውሽጣውን...

Eritrea: ኤርትራ ክውንቲ ክትከውን ካብ ዝወዓሉ ንሎሚ: ቃለ-መጠይቕ ምስ ሚኒስተር ጴጥሮስ ሰለሙን

ኣብ ህዝባዊ ግንባር እቲ ክእለት ዝበሃል ካብ ኣብ ውልቀ-ሰብ ዝያዳ ኣብቲ ውድብ ዝሰረጸ'ዩ” ኣቶ ጴጥሮስ ሰለሙን

ጋዜጣ ሰቲት ዓርቢ ነሓሰ 2001 - ዓሚዲ ንመኻኸር

ናይ ዝመጽእ ዝዀነ ይኹን ሳዕቤን ተሓታቲ መንዩ?ሄለን ዩኒቨርስቲ ኣስመራ ኣነ'ውን ኣብ ኣፈታትሓ ግርጭት ርእይቶይ ክህብ፡-ኣበድ ተስፋይ ኩነታት ከተማ ከረን ከመይ ኣሎቴድሮስ ካብ...

Eritrea: Who is Jermano Nati ~ ተጋዳላይ ጀርማኖ ናቲ መን'ዩ?

The following article was posted on asmarino on May 16, 2004 via Dmsi Harnet (Voice of Liberty)

“ዝመረጽናዮም ሚኒስተራት በብተራ ነፍስ-ወከፎም ንሓደ ዓመት ፕረዚደንት ይኾኑ”

ኣብ ወርሒ ጥሪ 2001 3 ሰባት ዝሓቖፈት ስዊዘርላንዳዊት ጉጅለ ሰራሕቲ ፊልም መጺኣ ነይራ። እቶም ሰባት ኣብ'ዚ ዓውድ'ዚ ተሞክሮታት ዝደለቡ ኮይኖም...