እንተሃሊኹም ክሳብ ሕጂ ናይ ኢሳያስ ደገፍቲ
ካልእ ኣይርእን'ዩ ዓይኑ ብዘይካ ከደምቲ።
ንሬሳ ናይዝጊ'ኳ ፈንፊንዎ መለበሚ'ባ ይኹንኩም
ተጠቒምካ ምጉሓፍ'ዩ ኣመሉ ኣይምሰልኩም ሰብ ዝቖጽረኩም።
ሰብ ኣይኮነን ሃገር፡ ቅበጹ ሕጅስ ይኣኽለና'ባ፡ ይእከለኩም
እቲ መልቀስ ንናይዝጊ ድዩ ወይስ ብሂወትኩም ከሎኹም ንዓኹም?

ተወልደ እስጢፋኖስ
3/11/2012