ክቡራት ስድራቤት ነፍስ-ሄር ኣበድ ገብረጻድቕ፡ብጻይናን ሓውናን ኣበድ ካብ ማእከልና ብሃንደበት ብምፍላዩ ዓሚቕን መሪርን ሓዘን ይስምዓና። ኮይኑ ግን ኣምላኽ ዝመደቦ ስለ ዝኾነ፡ ሓውናን ብጻይናን ነፍስ-ሄር ኣበድ መንግስተ-ሰማይ የዋርሶ። ንኹላትኩም ስድራቤትን ብጾትን፡ፈተውትን፡ ጽንዓት ይሃብኩም። እቲ ንሱን ከምኡ ዝበሉ/ላ ተበዓትን ዝጀመርዎ ቃልሲ ኣብ ሽቱኡ ከነብጽሖ ኣትሪርና ክንቃለስ ሙዃንና፡ ነረጋግጸልኩም።
 
ናይ ቃልሲ ብጾትኩም
ንኡስ ሽማግለ ካሰልን ከባቢኣን