ህዝባዊ ኣኼባ ኣብ  ኦክላንድ - Oakland California

ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮምሽን ንደመክራስያዊ ለውጢ ጨንፈር ቤይ ኤርያ - ካሊፎርንያ ኣብ  ሳን ሆዘን ኣብ ኦክላንድን ተኸታተሊ ህዝባዊ ኣኼባ ከካይድ መዲቡ'ሎ። እዚ ኣኼባ'ዚ ነቲ ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮምሽን ክሳብ ሕጂ ዘሳላሰሎ ስራሕን ፤ ንዝመጽእ ሃገራዊ ዋዕላ ንምዕዋት ዘካይዶ ንዘሎ ጻዕሪ ምስ ሕዝቢ ተሓባቢሩ ናይ ምስራሕ ዘለዎ ድልየትን ቁሩብነትን ንምምይያጥ ክኸውን እንከሎ ፤ ንገለ ካባና ከኣ ብዛዕባ ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮምሽን ኩነታት ብሩህ ዘይኮነልና ነገራት ክህሉ ስለዝክእል፤ ነዚ ብሕቶን መልስን መልክዕ ንምምላሱ ተቐሪብና ስለ ዘሎና  ኩሉኹም  ብጉዳይ ሃገርኩም እትግደሱ አርትራዊያን ሕቶኹምን ርእይቶኹምን ሒዝኩም  ኣብዚ ኣኼባ እዚ ንኽትሳተፉ ደጊምና ብኽብሪ ንዕድመኩም።

ኣኼባ ዝግበረሉ ቦታን ዕለትን

 May 7, 2011 at 3:00PM

 610 55th Street

(Shattuck and 51st Ave) 

 Oakland, Ca 94609

ኣኼባ ልክዕ ኣብቲ እተጠቕሰ ስዓት ስለዝጅመር ኣብ ሰዓትና ንኽንርከብ ብትሕትና ነተሓሳስብ።
               ብደሓን ምጽኡ

 ኤርትራዊ  ሃገራዊ  ኮሚሽን

ጨንፈር በይ ኤርያ

 

 


Latest

መቓልሕ ርእሰ ዓንቀጽ:- ብሕታውያን ጋዜጣታት ኣብ ሓደጋ

እዘን መርኣያ ንግስነት ዲሞክራሲያዊ ሃዋህው ሃገርና ኮይነን ዘሎዋ ብሕታውያን ጋዜጣታት ኤርትራ፡ ኣብ ህዝቢ ልዑል ተቐባልነት ረኺበን ምህላወን ናይ...

መበገሲ ጉዳይ ተማሃሮ ዩኒቨርስቲ ጠንቅን ህሉው ደረጅኡን ካብ ጉዱሳት ተማሃሮ

እቲ ፍታሕ ናይ'ዚ ንከኹሉ ሃገራቒ ዘሻቀቓለ ጉዳይ ከተርእየና ዝተጸበናያ ዓርቢ ግን ካልእ ሰብ ዘይተጸበዮን ንከኹሉ ዘሕዘነን ዲፕሎማስያቒ ሃስያ(ውሽጣውን...

Eritrea: ኤርትራ ክውንቲ ክትከውን ካብ ዝወዓሉ ንሎሚ: ቃለ-መጠይቕ ምስ ሚኒስተር ጴጥሮስ ሰለሙን

ኣብ ህዝባዊ ግንባር እቲ ክእለት ዝበሃል ካብ ኣብ ውልቀ-ሰብ ዝያዳ ኣብቲ ውድብ ዝሰረጸ'ዩ” ኣቶ ጴጥሮስ ሰለሙን

ጋዜጣ ሰቲት ዓርቢ ነሓሰ 2001 - ዓሚዲ ንመኻኸር

ናይ ዝመጽእ ዝዀነ ይኹን ሳዕቤን ተሓታቲ መንዩ?ሄለን ዩኒቨርስቲ ኣስመራ ኣነ'ውን ኣብ ኣፈታትሓ ግርጭት ርእይቶይ ክህብ፡-ኣበድ ተስፋይ ኩነታት ከተማ ከረን ከመይ ኣሎቴድሮስ ካብ...

Eritrea: Who is Jermano Nati ~ ተጋዳላይ ጀርማኖ ናቲ መን'ዩ?

The following article was posted on asmarino on May 16, 2004 via Dmsi Harnet (Voice of Liberty)

“ዝመረጽናዮም ሚኒስተራት በብተራ ነፍስ-ወከፎም ንሓደ ዓመት ፕረዚደንት ይኾኑ”

ኣብ ወርሒ ጥሪ 2001 3 ሰባት ዝሓቖፈት ስዊዘርላንዳዊት ጉጅለ ሰራሕቲ ፊልም መጺኣ ነይራ። እቶም ሰባት ኣብ'ዚ ዓውድ'ዚ ተሞክሮታት ዝደለቡ ኮይኖም...