ኣገዳሲ ህዝባዊ ኣኼባ

ኣብ ስቶክሆልም

 

 

ከም መቐጸልታ ነቲ ኣብ ከተማ ስቶክሆልም ክካየድ ዝጸንሐ ኣኼባታት፡ ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮሚሽን ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ንቀዳም ዕለት 11/12/2010 ኣገዳሲ ህዝባዊ ኣኼባ ኣዳሊዩ ስለ ዘሎ፡ ኩሉ ሃገራዊ ኣብ'ዚ ኣኼባ'ዚ ንክሳተፉ ብኽብሪ ይዕድም። ኣኼባና ብዛዕባ መደብ ዕዮ ሃገራዊ ኮምሽን ሓበሬታ ክዋሃብ ኣብ ልዕሊ ምዃኑ፡ ርእይቶን ሓሳባትን ህዝብና ንምስማዕ ዝተዳለወ ኢዩ። ብተወሳኺ፡ ኣብ’ዚ ኣኼባ’ዚ፡ ኣብ ስቶክሆልምን ካባቢኣን  ንዝካየድ ዕማማት ኣብ ምስልሳል ምስ ሃገራዊት ኮምሽን ተሓባቢራ እትዋፈር ናይ ስራሕ ሽማግለ  ክትምረጽ ምዃና ድማ ንሕብር 

ስለ'ዚ እምበኣር ነፍስ ወከፍ ዜጋ፡ ሃገራዊ ሓልፍነቱ ኣለልዩን፡ ኣብ ሃገርና ኤርትራ እነማዕድዎ ዲሞክራስያዊ ለውጢ ንምርግጋጽ ጌደኡ ንኸበርክትን፡ ኣብ’ዚ ተወሲኑ ዘሎ ኣገዳሲ ኣኼባ ንኽሳተፍ ነማሕጽን። 

ዕለት፡ ቀዳም፡ 11/12/2010

 

ኣኼባ ዝካየድሉ ቦታ፡ ሺስታ ትሬፍ Kista träff

 

ግዜ፡  15፡00 - 20፡00

 

 

ብደሓን ምጹ!

 

ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮሚሽን

 

ንዲሞክራስያዊ ለውጢ - ሽወደን

 

 

 

اجتماع جماهيري في ستوكهولم

مواصلة للاجتماعات التى عقدت فى ستوكهولم، تدعو المفوضية الوطنية الإرترية للتغيير الديمقراطي كافة الوطنيين الإرتريين لحضور الاجتماع  العام الذي سيعقد يوم السبت الموافق 11 ديسمبر 2010 في "شيستا تريف"،  لمناقشة برنامج عمل المفوضية والاستماع إلى آراء ومقترحات الجماهير في ستوكهولم. كما سيتم اختيار لجنة عمل تساعد المفوضية الوطنية فى أداء مهامها فى ستوكهولم وضواحيها.

وشعورًا بالمسؤلية الوطنية وللمساهمة فى مسيرة التغيير الديمقراطى المنشود في إرتريا، نرجو من الجميع الحرص على المشاركة فى الاجتماع المقرر.

التاريخ : يوم االسبت الموافق 11/21/2010

المكان : شيستا تريف ( Kista träff )

الزمن: 15:00- 20:00

 

مع تحيات

المفوضية الوطنية الإرترية للتغيير الديمقراطي  السويد

 

 


Latest

መቓልሕ ርእሰ ዓንቀጽ:- ብሕታውያን ጋዜጣታት ኣብ ሓደጋ

እዘን መርኣያ ንግስነት ዲሞክራሲያዊ ሃዋህው ሃገርና ኮይነን ዘሎዋ ብሕታውያን ጋዜጣታት ኤርትራ፡ ኣብ ህዝቢ ልዑል ተቐባልነት ረኺበን ምህላወን ናይ...

መበገሲ ጉዳይ ተማሃሮ ዩኒቨርስቲ ጠንቅን ህሉው ደረጅኡን ካብ ጉዱሳት ተማሃሮ

እቲ ፍታሕ ናይ'ዚ ንከኹሉ ሃገራቒ ዘሻቀቓለ ጉዳይ ከተርእየና ዝተጸበናያ ዓርቢ ግን ካልእ ሰብ ዘይተጸበዮን ንከኹሉ ዘሕዘነን ዲፕሎማስያቒ ሃስያ(ውሽጣውን...

Eritrea: ኤርትራ ክውንቲ ክትከውን ካብ ዝወዓሉ ንሎሚ: ቃለ-መጠይቕ ምስ ሚኒስተር ጴጥሮስ ሰለሙን

ኣብ ህዝባዊ ግንባር እቲ ክእለት ዝበሃል ካብ ኣብ ውልቀ-ሰብ ዝያዳ ኣብቲ ውድብ ዝሰረጸ'ዩ” ኣቶ ጴጥሮስ ሰለሙን

ጋዜጣ ሰቲት ዓርቢ ነሓሰ 2001 - ዓሚዲ ንመኻኸር

ናይ ዝመጽእ ዝዀነ ይኹን ሳዕቤን ተሓታቲ መንዩ?ሄለን ዩኒቨርስቲ ኣስመራ ኣነ'ውን ኣብ ኣፈታትሓ ግርጭት ርእይቶይ ክህብ፡-ኣበድ ተስፋይ ኩነታት ከተማ ከረን ከመይ ኣሎቴድሮስ ካብ...

Eritrea: Who is Jermano Nati ~ ተጋዳላይ ጀርማኖ ናቲ መን'ዩ?

The following article was posted on asmarino on May 16, 2004 via Dmsi Harnet (Voice of Liberty)

“ዝመረጽናዮም ሚኒስተራት በብተራ ነፍስ-ወከፎም ንሓደ ዓመት ፕረዚደንት ይኾኑ”

ኣብ ወርሒ ጥሪ 2001 3 ሰባት ዝሓቖፈት ስዊዘርላንዳዊት ጉጅለ ሰራሕቲ ፊልም መጺኣ ነይራ። እቶም ሰባት ኣብ'ዚ ዓውድ'ዚ ተሞክሮታት ዝደለቡ ኮይኖም...