ጻዊዒት ንሰፊሕ ህዝባዊ ሰሚናር ብጉዳይ ሃገራዊ ጉባኤ ኣብ ጀርመን ካስል


ንቐዳም ዕለት 13.11.2010 (November 13, 2010) ሰዓት 14.00 ኣብ ኣፍሪቓ ክለብ ኩርት ሹማኸር ሽትራሰ 11፣ 34117 ካስል ህዝባዊ ሰሚናር ብጉዳይ ሃገራዊ ዋዕላን ሃገራዊ ጉባኤን ብተሳተፍቲ ሃገራዊ  ዋዕላ ብሰፊሑ መብርሂ ክወሃበሉ ስለዝኾነ ዝኾነ ተቐማጣይ ካስልን ከባቢኣን ብተገዳስነት ንኽሳተፎ ንላቦ።

ዉድቐት ንጉጅለ ህግደፍ
ዓወት ንሃገራዊ ጉባኤ

ብደሓን ምጹ
ሽማግለ ክለብ ኣፍሪቓ