“ደጊም ይኣክል!!”

ዓለምለኻዊ ምንቅስቓስ መንእሰያት ኤርትራ ጨንፈር ዓባይ ብሪጣንያ ብሓንሳብ ምስ ኩሎም ዝምልከቶም ኤርትራውያን ብሓፈሻ ብፍላይ ከኣ ምስ መንእሰያት  ናይ መላእ ዓባይ ብሪጣንያ ናይ ምትእኽኻብ ኣኼባ ንሰንበት ዕለት 30/05/2010 ልክዕ ካብ ሰዓት 2፣30 ድ.ቀ. ጀሚሩ ከካይድ እዩ።
እቲ ምትእኽኻብ:

 “ኣብ ኤርትራ ናይ ለውጢ ግዜ ኣኺሉ እዩ! “

ኣብ ትሕቲ ዝብል ቴማ ዚካየድ ኮይኑ ከምኡ ‘ዉን  ኣብ ቀንዲ ኣጀንድኡ ብዛዕባ ህሉው ኩነታት ኣብ ኤርትራን ፣ ኣገዳሲ ኣርእስታት ናይ ምንቅስቓስ መንእሰያት ብዓለምለኻውን ብፍላይ ድማ ብደረጃ ዓባይ ብሪጣንያን እንኮላይ ብዛዕባ ካልእ ህሉው ሽግራት ንመንእሰያት ኤርትራ ዘጋጥሞም ዘሎን ንምዝታይ እዩ።

ስለዚ ኩሉ ግዱስ ኤርትራዊ  ኣብዚ እነካይዶ ኣኼባ ንኪሳተፍ ብኽብሪ ንዕድም።
ኣኼባ ዚካየደሉ ቦታ፣

 

The Old Laundry
Crossford Street, Stockwell (ዝቐረበ ናብ Stockwellን Brixtonን እስቴሽን)
London              
SW9 9HQ

 

 


Latest

መቓልሕ ርእሰ ዓንቀጽ:- ብሕታውያን ጋዜጣታት ኣብ ሓደጋ

እዘን መርኣያ ንግስነት ዲሞክራሲያዊ ሃዋህው ሃገርና ኮይነን ዘሎዋ ብሕታውያን ጋዜጣታት ኤርትራ፡ ኣብ ህዝቢ ልዑል ተቐባልነት ረኺበን ምህላወን ናይ...

መበገሲ ጉዳይ ተማሃሮ ዩኒቨርስቲ ጠንቅን ህሉው ደረጅኡን ካብ ጉዱሳት ተማሃሮ

እቲ ፍታሕ ናይ'ዚ ንከኹሉ ሃገራቒ ዘሻቀቓለ ጉዳይ ከተርእየና ዝተጸበናያ ዓርቢ ግን ካልእ ሰብ ዘይተጸበዮን ንከኹሉ ዘሕዘነን ዲፕሎማስያቒ ሃስያ(ውሽጣውን...

Eritrea: ኤርትራ ክውንቲ ክትከውን ካብ ዝወዓሉ ንሎሚ: ቃለ-መጠይቕ ምስ ሚኒስተር ጴጥሮስ ሰለሙን

ኣብ ህዝባዊ ግንባር እቲ ክእለት ዝበሃል ካብ ኣብ ውልቀ-ሰብ ዝያዳ ኣብቲ ውድብ ዝሰረጸ'ዩ” ኣቶ ጴጥሮስ ሰለሙን

ጋዜጣ ሰቲት ዓርቢ ነሓሰ 2001 - ዓሚዲ ንመኻኸር

ናይ ዝመጽእ ዝዀነ ይኹን ሳዕቤን ተሓታቲ መንዩ?ሄለን ዩኒቨርስቲ ኣስመራ ኣነ'ውን ኣብ ኣፈታትሓ ግርጭት ርእይቶይ ክህብ፡-ኣበድ ተስፋይ ኩነታት ከተማ ከረን ከመይ ኣሎቴድሮስ ካብ...

Eritrea: Who is Jermano Nati ~ ተጋዳላይ ጀርማኖ ናቲ መን'ዩ?

The following article was posted on asmarino on May 16, 2004 via Dmsi Harnet (Voice of Liberty)

“ዝመረጽናዮም ሚኒስተራት በብተራ ነፍስ-ወከፎም ንሓደ ዓመት ፕረዚደንት ይኾኑ”

ኣብ ወርሒ ጥሪ 2001 3 ሰባት ዝሓቖፈት ስዊዘርላንዳዊት ጉጅለ ሰራሕቲ ፊልም መጺኣ ነይራ። እቶም ሰባት ኣብ'ዚ ዓውድ'ዚ ተሞክሮታት ዝደለቡ ኮይኖም...