ኣበይ ድኣ ኣሎ ሓው ኣብዚ ሰልፊ? ካብ ንዕዑ ንላዕሊ ዝብጽሖ ናይ መገሻ ምእጋድ የልቦን እንተድኣ ከምቲ እገዳ ዝበሎ “መገሻ ንላዕለዎት” ጥራሕ ዘይኮነ ንምስ ህ.ግ.ደ.ፍ. ዝተኣሳሰሩ ውልቀ ሰባት እውን ስለዝምልከት።

እወ። እታ ንሓው ዲክተተር ኢሳያስ ኣፈወርቂ፣ መዋእል ኣፈወርቂ ብሒም ከይበለት ዝተቐበለት ናይ ኤርትራውያን ማሕበረ ኮም ዘይወጸአት ድኣ መን ክወጽእ? እታ ነዚ ሰብ ከም በዓል ሓዳር፣ ወናኒ ገዛ፣ ክትቅበሎ እንከላ ከመይ ጌሩ እዩ እዚ ሰብ ካብቲ ናይ “ድኻታት” ስክሽን 8 ቀሊጢፉ ወጺኡን ኣብ ሃይ ወናኒ ድኳን ንክኸወንን ናብ ኤርትራ ኣብ ዓመት ክንደይ ሰብ ይመላለስ ከምዘሎ ዘይሓተተት ከተማ ዘይወጸአት ድኣ መን ክወጽእ? ቅዱሳን ተኽለን መሰልታን....

ስለዚ፣ በጃኹም ተሰለፉ ኮሎምበስ ንምንዋሕ ዕድመ ስድራ ኣፈወርቂ ኣብርሃምን ንቀጻልነት ግዝኣት ገበተ ኪንየው ውቅያኖስ።

If not you, who Columbus?

The city which has welcomed Mewael Afewerki Abraham as a businessman, a home owner, a family man without asking after moving from his Section 8 designated apartment, how he was able to travel so many times to Eritrea in such few years and how did he open that shop on High Street?

Yes, please Columbus, rally for the Afewerki family tree and long live the Dictator across the ocean.

Message from Eritreans for Democracy in Columbus, Ohio


Latest

መቓልሕ ርእሰ ዓንቀጽ:- ብሕታውያን ጋዜጣታት ኣብ ሓደጋ

እዘን መርኣያ ንግስነት ዲሞክራሲያዊ ሃዋህው ሃገርና ኮይነን ዘሎዋ ብሕታውያን ጋዜጣታት ኤርትራ፡ ኣብ ህዝቢ ልዑል ተቐባልነት ረኺበን ምህላወን ናይ...

መበገሲ ጉዳይ ተማሃሮ ዩኒቨርስቲ ጠንቅን ህሉው ደረጅኡን ካብ ጉዱሳት ተማሃሮ

እቲ ፍታሕ ናይ'ዚ ንከኹሉ ሃገራቒ ዘሻቀቓለ ጉዳይ ከተርእየና ዝተጸበናያ ዓርቢ ግን ካልእ ሰብ ዘይተጸበዮን ንከኹሉ ዘሕዘነን ዲፕሎማስያቒ ሃስያ(ውሽጣውን...

Eritrea: ኤርትራ ክውንቲ ክትከውን ካብ ዝወዓሉ ንሎሚ: ቃለ-መጠይቕ ምስ ሚኒስተር ጴጥሮስ ሰለሙን

ኣብ ህዝባዊ ግንባር እቲ ክእለት ዝበሃል ካብ ኣብ ውልቀ-ሰብ ዝያዳ ኣብቲ ውድብ ዝሰረጸ'ዩ” ኣቶ ጴጥሮስ ሰለሙን

ጋዜጣ ሰቲት ዓርቢ ነሓሰ 2001 - ዓሚዲ ንመኻኸር

ናይ ዝመጽእ ዝዀነ ይኹን ሳዕቤን ተሓታቲ መንዩ?ሄለን ዩኒቨርስቲ ኣስመራ ኣነ'ውን ኣብ ኣፈታትሓ ግርጭት ርእይቶይ ክህብ፡-ኣበድ ተስፋይ ኩነታት ከተማ ከረን ከመይ ኣሎቴድሮስ ካብ...

Eritrea: Who is Jermano Nati ~ ተጋዳላይ ጀርማኖ ናቲ መን'ዩ?

The following article was posted on asmarino on May 16, 2004 via Dmsi Harnet (Voice of Liberty)

“ዝመረጽናዮም ሚኒስተራት በብተራ ነፍስ-ወከፎም ንሓደ ዓመት ፕረዚደንት ይኾኑ”

ኣብ ወርሒ ጥሪ 2001 3 ሰባት ዝሓቖፈት ስዊዘርላንዳዊት ጉጅለ ሰራሕቲ ፊልም መጺኣ ነይራ። እቶም ሰባት ኣብ'ዚ ዓውድ'ዚ ተሞክሮታት ዝደለቡ ኮይኖም...