Asmarino Fundraising: Because There Is So Much More to Be Done!

ሓጺር መግለጺ ብዛዕባ ርኽበታት ኮምሽን ምጽራይ ሰብኣዊ መሰላት

ኮምሽን ምጽራይ ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ ኣብ ዕለት 8 ሰነ 2016 ኣብ ኤርትራ ገበናት ኣንጻር ሰብኣውነት ብመንግስቲ ኤርትራ ይፍጸም ከም ዘሎ ን መራኸቢ ብዙሃን ኣብ ዝሃበቶ መግለጺ ሓቢራ ኔራ። ኣብዛ ቀጺላ ቀሪባ ዘላ ቃለ መሕትት ብዛዕባ ርኽበታት ኮምሽን፤ ኣቕሪባቶም ዘላ መተሓሳሰቢታትን ሕጽር ዝበለ መብርሂታት ቀሪቡ ኣሎ። ብተወሳኺ፤ ብተጻባእቲ ምጽራይ ኮምሽን ንዝቐርብ ቀንዲ ነቐፌታታት ድማ ሕጽር ብዝበለ ትምልስ። ሰናይ ምክትታል።

 
BLOG COMMENTS POWERED BY DISQUS