Asmarino Fundraising: Because There Is So Much More to Be Done!

 

Asmarino | Eritrea: HRCE ቅሉዕ ደብዳቤ ናብ ክቡር ዶክተር ኣቢ ኣሕመድ ቀዳማይ ሚኒስተር ፈደራላዊት መንግስቲ ኢትዮጵያ

Video
HRCE 2018-06-22
ክቡር ቐዳማይ ሚኒስቴር፡ ጻዕርካን ጻዕሪ እቲ ብኣኻ ዝምራሕ መንግስትኻን፡ ሰላም ምስ ህዝቢ ኢትዮጵያ ጥራይ ዘይኮነስ ኣድላይነት ምዕቃብ ሰላም ምስ ኩለን ጎረባብቲ ሃገራት ክህልዎ ዝኽእል...

Asmarino | Eritrea: Ogbai Ghebremedhin ወሳኒ ተራ መሪሕነት!!!

Video
Ogbai Ghebremedhin 2018-06-22
ወሳኒ ተራ መሪሕነት፡ ታሪኽ ከም ዝሕብሮ፡ ክልተ ባህሪያት ዝሓዘለ ምዃኑ ኢዩ። እቲ ቀዳማይ ባህሪ ወሳንነት መሪሕነት - ብከም ሩሲያዊ ጆዘፍ ስታሊን፡ ቺናዊ ማኦ፡ ጀርመናዊ ሂትለር፡ ሩሜናዊ...

Asmarino | Eritrea: Abeba Tesfaghiorgis መንፈሳዊ ማዕበል፡ ህዝባዊ ሰላማዊ ምንቅስቃስ

Video
Abeba Tesfaghiorgis 2018-06-21
ሓደ ተማሃራይ፡ ወለዱን መማሃራኑን ጥራይ ኣይኮኑን ዘምህርዎ፡ ብሙሉኡ እቲ ህብረተሰብ’ዩ። ጠቅላላ ናይ ምክያድ ወጻኢታት ናይታ ቤት ትምህርቲ ካብ መንግስቲ’ዩ ዝኽፈል። መንግስቲ ድማ...

Eritrea: Audio Book - መእተዊ -- ምስጋና ~~ ሮዛን ሰሌን ብእስጢፋኖስ ገብረሚካኤል ተሞልሶ ~~

Video
AI Staff 2018-06-18
ክቡራት ተኸታተልቲ ድምጺ ደሊና፡ ብእስጢፋኖስ ገብረሚካኤል ተሞልሶ ዝተደርሰት ህብብቲ መጽሓፍ ሮዛን ሰሌን፡ ኣብ ቀረባ ግዜ ኣብ ሬድዮ ኣዝማሪኖ ብትረኻ መልክዕ ብተኸታታሊ ክትፍኖ ክ...

Eritrea: Audio Book - ሮዛን ሰሌን ብእስጢፋኖስ ገብረሚካኤል ተሞልሶ ~~ ብዛዕባ ደራሲ

Video
AI Staff 2018-06-16
Audio Book of Rozan Selen (ሮዛን ሰሌን) Subscribe https://www.youtube.com/channel/UCoFbGFTtoqoHfU4roT4ygNg?sub_confirmation=1 

Eritrea: Sacttism ~~ እዋናዊ ዛዕባ ሰነ 14፡ 2018

Video
AI Staff 2018-06-15
ኣብዚ ዘለናዮ ተኣፋፊ እዋን፡ ኣብ ጭብጥን መርትዖን ዝተደረኸ፡ ጽጹይ ሓበሬታ ንህዝቢ ምዝርጋሕ ኣገዳሲ ምኻኑ እኣምን፡፡ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ፡ ብዙሓት ዘይተረጋገጸን ዘይጥሉል ሓበሬታ...

Eritrea: ሓይሊ ጽቡቕ ድሌት ሓተታ ኣዝማሪኖ ዳት ኮም

Video
AI Staff 2018-06-14
በብውልቅና ኣፍረይቲ ኣይኮናን ፥ ኣብቶም ብልምዲ ምስ ተቓወምቲ ተኣሳሲሮም ዝረኣዩ ዘመተታት ከኣ፡ ምትእምማን የብልናን። ስለዚ፡ ሻቕሎትና ንምዕራፍን ናይ ምትሕግጋዝ ባህግና ንምርዋይን...

Videos

Latest Comments

Announcements