ክቡራት ተኸታተልቲ ድምጺ ደሊና፡ ብእስጢፋኖስ ገብረሚካኤል ተሞልሶ ዝተደርሰት ህብብቲ መጽሓፍ ሮዛን ሰሌን፡ ኣብ ቀረባ ግዜ ኣብ ሬድዮ ኣዝማሪኖ ብትረኻ መልክዕ ብተኸታታሊ ክትፍኖ ክትጅምር ምዃና ክንሕብር ንፈቱ። ሮዛን ሰሌን ብዛዕባ ንፍቕርን ቃልኪዳንን ተዘንቱ ልብወለዳዊት መጽሓፍ ኮይና ሽዱሽተ ሚእትን ሓምሳን ገጻት ዝሓዘት ዓባይ መጽሓፍ’ያ። ቀጺሉ ዝቐርብ መእተውን ምስጋናን'ዩ።